Monthly Archive: February 2013

ጸሎት ዘዘዉትር ብትግሪኛ

ብስም አቦን ወልድን መንፈስ ቅዱስን ሓደ ኣምላኽ ብዝኸዉን ብቅድስት ስላሴ እናተማሕጸንኩን ኣብ ቅድሚ እዛ ኣደይ  ዝኾነት ቤተ ክርስቲያን፣ ሰይጣን እኽሕደካ ኣሎኹ። ንሳዉን ናይ ዘለዓለም ጸግዐይ ምስክረይ ዝኾነት ማርያም እያ።  ነአኵተከ  ኦ ጐይታ ነመስግነካን ነኽብረካን...

ርእሰ መነኮሳት ኣባ እንጦንስ

ምንኩስና ካብ ዝጀመሩ ቀዳሞት ኣቦታት እዩ፣ ኣባ እንጦንስ ርእሰ መነኮሳት። ቅዱስ እንጦንስ ዓቢ (St Anthony the Great)፣ ርእሰ መነኮሳት፣ ኣቦ ምንኩስና. . .ካብተን ቤተክርስቲያንና እትጽዉዓሉ ናይ ክብሪ ኣስማቱ እዩ። ክርስቲያን ካብ ዝኾኑ ሓረስቶት ስድራቤት...

ስግዉ ቃል 1

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሐዱ ኣምላኽ ኣሜን። መዘኻከሪ ሓደ ጽሑፍ ካብ ሓደ ቋንቋ ናብ ካልእ ክትቱርጉሞ ከቢድ እዩ፣ ብፍላይ ናይ ቴኦሎጂካዊ ትርጓሜን፣ ዓሙቊ ጽሑፋዊ ስራሕ ምትርጓም፣ ምርምርን ዝያዳ ጻዕሪን ይሓትት። ብወገነይ፣ ኣንባብያን ዝርድእዎ...

ስግው ቃል ብቅ.ኣትናቴዎስ ዘእስክንድርያ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሐዱ ኣምላክ ኣሜን። “ዝኾነ ሰብ ናይ ቅዱስ ኣትናቴዎስ ጽሑፍ እንተረኺቡ፣ ነቶም ዘይረኽብዎ ምእንቲ ከንብብዎ ወረቐት ዘለዎ ኣብ ወረቐት፣ ወረቐት ዘይብሉ ኣብ ክዳኑ ይጽሓፎ”። ኣባ ቆዝማ (መበል 44 ፓትሪያሪክ ዘእስክንድርያ)...

ገለ ካብ ኣጋጣሚታት ቅዱስ ኣትናቴዎስ

ገለ ካብ ኣጋጣሚታት ቅዱስ ኣትናቴዎስ

 ኣብ ስንክሳር ተመዝጊቡ ካብ ዘሎ ንቅዱስ ኣትናቴዎስ ዘሓዋርያ ካብ ዘጋጠሞ ነገራት ሓደ፣ ኣብ ዕለት 13 መስከረም ዝንበብ ክፋል ናይ ሲሳየ ዕለት እዩ። እዚኣ ዕለት እግዚአብሔር ንቅዱስ ኣትናቴዎስ ዝገበረሉ ተኣምራት ንዝክረሉ እዩ። ከምቲ ኣብ ታሪክ...

ኦርቶዶክስ ቤተክርስቲያን መን እያ፧

ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ወንጌላዊት እያ፣ ግና ፕሮቴስታንት ኣይኮነትን። ኣጽናፋዊት እያ ግና ካቶሊካዊት ኣይኮነትን። ቅድሚ ምግምማዕ እምነታት ዝነበረት ሓንቲን ሓቀኛን እያ። ተኣሚና፣ ምሂራ፣ ሞጊታ፣ ዓቂባ፣ ተከላኺላ ዝጸንሐት እንኮ እያ። ምእንቲ እዛ እምነት ብዙሓት ብሰማእትነት ሞይቶም፣...

ዕላማ ናይዚ ብሎግ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላኽ ኣሜን። ክርስቲያን ምዃነይ ካብ ዝዝክሮ ከም ቅዱስ ኣትናቴዎስ ህይወትን ትምህርትን ጌሩ ዝመሰጠኒ የለን። ንሱ ኣብ ትሕቲ መማህራን ተኮስኪሱ ዝዓበየ፣ ህይወት ቅዱሳን ብግብሪ ተማሂሩ ዘስተማቐረን፣ ኣሰር ክርስቶስ ብምስዓብ...