Monthly Archive: May 2013

ስግው ቃል 4

3. ሰማያዊ መዋጥርን፣ ፍታሕ ብተዋህዶን. . . ይቕጽል 11. ሰባት ብዉልቃዊ ጻዕሮም ንኣምላኽ ክፈልጥዎ ኣይኽእሉን፣ እግዚአብሔር ባዕሉ`ዩ መንነቱ ዝገለጸሎም። ሰብ ብባህሪኡ ዉሱንን ድሩትን ስለዝኾነ፣ ነቲ ዘይዉሰን፣ ዘይምርመርን፣ ረቂቅን ዝኾነ እግዚአብሔር ክፈልጦ ኣይኽእልን። ክፈጥረና እንከሎ...

እንታይ ትእምርቲ ተርእየና፧?

ሰለስተ መዓልቲ ጐይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ብስጋ ተገሊጹ ኣብዚ ምድሪ ዝነበረሉ ግዜ፣ ብትምህርቱ፣ ተኣምራቱ፣ ሰናይ ግብሩን ጌሩ ስልጣን ከም ዘለዎ ንኣይሁድ ከርእዮም እንከሎ ኲሉ ግዜ ዝሓትዎ ሕቶ፣ “እንታይ ትእምርቲ ተርእየና“ ዝብል ነበረ። ጐይታ ዉን...

መጽሓፍ ቅዱስ በይኑ 5

መጽሓፍ ቅዱስ በይኑ 5ይ ክፋል . . .መቀጸልታ ሜላ ቁ.2፦ መንፈስ ቅዱስ ቅኑዕ ርድኢት ይህብ ኣብ ትርጉም መጽሓፍ ቅዱስ ዘይሰማምዑ፣ ፕሮቴስታንትናዊ ሕዳሴ ብዝብል ምንቅስቓስ ቡዙሓት ጉጅለታት ክፍጠሩ ምስ ጀመሩ፣ እቲ ካልኣይ ፍታሕ ኮይኑ ዝቐርብ፣...

ርሑስ በዓል ትንሳኤ

ርሑስ በዓል ትንሳኤ!   ክርስቶስ ተንስኣ እሙታን፣ ሞተ ወኬዶ ለሞት፣ ለእለ ዉስተ መቃብር፣ ወሃበ ህይወተ፣ ዘለዓለም ዕረፍት። ክርስቶስ ካብ ሞት ተንሲኡ፣ ንሞት ብሞቱ ስዒሩ፣ ኣብ መቓብር ንዝነበሩ፣ ህይወትን ዘለዓለማዊ ዕረፍትን ሃቦም። Christ is Risen...