Monthly Archive: June 2013

መንገዲ ባሕታዉያን 9

ምዕራፍ 9. ንዓለም ምስዓር ቅዱስባስልዮስዓቢ“ ሓቀኛ ፍልጠት ብርቡሽ ልቢ ክንቀርቦ ኣይንኽእልን“ በለ። ስለዚ ንልብና ካብ ዚርብሽን ዘይርግኣት ዘለዓዕልን ዝኾነ ነገር ካብ ምግባር፣ ምርሳዕ ዘስዕብ ነገር፣ ውዕውዕ ስምዒት  ወይ ድማ ፍትወት፣ ክንቍጠብ ይግባእ። ክሳዕ ዚከኣለና ንነብስና ካብ እንጽርጽሮት ተርባጽ ሸቐልቐል፣ ከንቱ ዝኾነ ነገር ካብ ምስራሕ፤ ሓራ...