Monthly Archive: July 2013

ኦርቶዶክስ እንታይ ማለት እዩ፧?!

ኦርቶዶክስ እንታይ ማለት እዩ፧! ነዚ ሕቶ ቅድሚ ምምላስና፣ ካልእ ሕቶ ክንሓትት። እዚ ሕቶ`ዚ ባዕሉ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ  ንደቀ መዛሙርቱ ዝሓተቶ ቀንዲን ኣገዳሲን ሕቶ እዩ። “ብዛዕባ ክርስቶስ እንታይ ይመስለኩም፧ ወዲ መንከ እዩ፧” /ማቴ 22፥43/ “ሰባት...

መንገዲ ባሕታዉያን 13

ምዕራፍ 13. ኣዕሚቕካ ገስግስ ግዳማዊ ፍልማዊ ስጉሚታት ናብቲ ኣብ ውሽጢ ዚፍጸም ኵናት ይመርሑና። ከምቲ ሓደ ንሽጉርቲ እንተቐሊጥናዮ ካልእ ቅላጥ ዚጸንሖ፣ መሥርሕ ምቕላጥ ምስ ቀጸለ ዉን ነቲ ውሽጣዊ ኣካል ማለት እቲ ምስተዘርአ ናብ ብርሃን ዚበቁልን ዓካር ዚረክብ፣ ከምኡ ድማ ብተመሳሳሊ ነቲ ኣፋኣዊ ፍልማዊ ስጉሚታት እናወሰድካ...

መንገዲ ባሕታዉያን 12

ምዕራፍ 12. ተኣዛዝነት ናይ ገዛእ ርእስና ፍቓድ ንምስዓር ኣብ ንገብሮ ቃልሲ፣ ተኣዛዝነት ሓደ ካብቶም ቀንዲ ኣገደስቲ መስራሒ እዩ። ቅዱስ ዮሃንስ ክሊማኩስ ከም ዝገልጾ፤ ‘ተኣዛዝነት፡ ሰብነትና ብዝያዳ ንመፈሳዊ ህይወት ምእንቲ ኸገልግለና እንላመደሉን ነመዓራርየሉን ሜላ እዩ’።...

መንገዲ ባሕታዉያን 11

ምዕራፍ 11. ዉሽጥኻ ምጽራይ        ግዳማዊ  (ዓለማዊ) ፍትወታትኻ ምርሓቅ ማለት፣ ዉሽጥኻ ዉን ምጽራይ እዩ። ንስጋኻ ካብ ዝኣስሩኻ ስጋዊ ሓልዮታት ሓራ ምዃን፣ ንልብኻ ካብ ዉሽጣዊ ቃንዛ ምፍዋስ`ዩ። ነዚ ነገር ምእንቲ ክትበጽሖ፣ ኣንጻር ገዛእ...

መንገዲ ባሕታዉያን 10

ምዕራፍ 10. ሓጢኣትኻን ሓጢኣት ካልኦትን እምበኣር ሓጥእ፣ ዘይትጠቅምን፣ ድርቡይን ምዃንካን ካብ ተገንዘብካ፤ ከምቲ ኣፍ ልቡ ዝወቅዐ ተጋዊ /ሉቃ 18፥13/፣ ንስኻ ዉን ምሕረት እግዚአብሔር ለምን። “ኦ እግዚአብሔር ንዓይ ንሓጥ መሓረኒ!” በል። “ካብቲ ተጋዊ ዝገደድኹ ሓጥእ...