መንገዲ ባሕታዉያን 13

ምዕራፍ 13. ኣዕሚቕካ ገስግስ

ግዳማዊ ፍልማዊ ስጉሚታት ናብቲ ኣብ ውሽጢ ዚፍጸም ኵናት ይመርሑና። ከምቲ ሓደ ንሽጉርቲ እንተቐሊጥናዮ ካልእ ቅላጥ ዚጸንሖ፣ መሥርሕ ምቕላጥ ምስ ቀጸለ ዉን ነ ውሽጣዊ ኣካል ማለት እቲ ምስተዘርአ ናብ ብርሃን ዚበቁልን ዓካር ዚረክብ፣ ከምኡ ድማ ብተመሳሳሊ ነቲ ኣፋኣዊ ፍልማዊ ስጉሚታት እናወሰድካ ነቲ ቅላጣት ምስ ትቐልጦ ኣብ ውሽጣዊ ክፍሊኻ ነቲ ሰማያዊ ክፍሊ ግልጽ ኢልካ ክትጥምቶ ትኽእል። ከመይ እቲ ውሽጣዊ ክፍልኻ ምስቲ ሰማያዊ ክፍሊ ሓደን ንሱ ስለ ዝኾነ It should be taken minimum one hour before the planned sexual activity. http://greyandgrey.com/wp-content/uploads/2018/07/2018-Appeal-Blog-Post.pdf generico cialis on line
AR-SA; mso-fareast-font-family: "Times New Roman"; mso-fareast-language: EN-US;”>ብምባል ቅዱስ ይስሓቅ ሶርያዊ ይምህረና።

ናብ መዓሙቕ ዉሽጥኻ ኣቲኻ ገዛእ ርእስኻ ክትምርምር ምስ ጀምርካ፣ ነቲ ሓቀኛ ገጽኻ ጥራይ ዘይኰነስ፣ ኣብ ዉሽጥኻ ዘሎ ሓጢኣትካ ክትምርምሮ ዉን ትኽእል። ነዚ ኣብ መዓሙቕ ዉሽጥና ዝርከብ ኲነት “ናይ ሓሳባትና ጸለምቲ ገጻት” ይብሎ ቅዱስ ኄስኮስ ዘኢየሩሳሌም። ቅዱስ መቃርስ ዉን “ኣብ ዉሽጢና ብለመምታ ኣትዩ ሰፈር ሰሪሑ ዘሎን፣ ኣብ ዉሽጥና ኰይኑ ንነፍስና ዘቑስላ ዘሎን” ብምባል ‘ተመን’ ጌሩ ይገልጾ። እምበኣር ኣብ ዉሽጥና፣ ጸለምቲ ገጻትን፣ ንወሰንቲ ኣካላትና እንዳነኸሰ ንመንፈሳዊ ግብሪ ከመዘይንነቅሕ ዝገብር ተመን ኣሎ። ነዚ ክሳብ ዝጸርይን፣ ክሳብ ዝመዉትን ኣይንደቅስ። “ነዚ ኣብ ዉሽጥኻ ሰፊሩ ዘሎ ተመን እንተደኣ ቀቲልካዮ ፣ ኣብ ቅድሚ ቅድሚ ኣምላኽ ብንጽህናኻ ተሓጐስ፤ ግን እንተደኣ ዘይተኻእለካ፣ ከም ሓደ ድካ ሓጥኣተኛ፣ ስለ`ቲ ዂሉ ዝጎድለኻ ዘበለ ናብ እግዚአብሔር ለምን” ቅዱስ መቃርስ።

ክሳብ ሕጂ ንልብና ክንሰብሮ ኣይከኣልናን፣ ስለዚ ከመይ ጌርና ናብ መዓሙቕ ዉሽጥና ክንኣቱ፧?ኳሕኩሁ ኪኽፈተልኩም /ማቴ 7፥7/ ከም ዝበለ ጐይታ፣ ኣብ ደገ ደዉ ኢልና፣ ብጾምን ጸሎትን፣ ደጋጊምና ንኳሕኩሕ። ምኹሕኳሕ ማለት ግብራዊ ህይወት እዩ። ኣብ ቃላት ጐይታ ጸኒዕና፣ ብድኽነት፡ ትሕትና፡ ኲሉ ኣብ ወንጌል ተነጊሩና ዘሎ ንምፍጻም እንዳተጋህና፣ ለይቲን መዓልቲ ኣብ መንፈሳዊ ማዕጾ ኣምላኽ ደዉ ኢልና እንድሕሪ ኳሕኩሕና፣ ነቲ ንደልዮ ዘበለ ክንረኽብ ኢና።  ዝዀነ ሰን በዛ ማዕጾ ኣቢሉ፣ ካብ ባርነትን ጸልማትን ናብ ሓርነት ክንሰጋገር ይኽእል። “ኩሉ ሃብቲ ናይ መንፈሳዊ ሓርነት፡ ናብቲ ሰማያዊ ንጉስ ዝዀነ ክርስቶስ ከብጽሕ ዝኽእል ዕድላት ክረኽብ ይኽእል” ቅዱስ መቃርስ።