Monthly Archive: October 2013

ናይ ወላዲተ ኣምላኽ ወንጌል

ናይ ወላዲተ ኣምላኽ ወንጌል-ኒኮላይ ቨሊሚሮቪች ኣዲኡ ኸኣ ነቶም ተዓጠቕቲ፣ “ንሱ ዚብለኩም ኵሉ ግበሩ” በለቶም። ዮሃ 2፥5 ንኹሎም ኣመንቲ ዝኸዉን ናይ ፍስሃ ቃል እምበኣር እዚ እዩ። ንሳ እዛ ኣብ ምድሪ ኣንከሎ ምስኡ ፍጹም ሓድነት ዝነበራ፣...

ትርጉም ክርስትና-ቅዱስ ጎርጎርዮስ ዘኒሱን

ትርጉም ክርስትና-ቅ.ጎርጎርዮስ ዘኒሱን ሓደ ግዜ ኣብ ከተማ እስክንድርያ ንሰባት ብምዝንጋዕ ዝፍለጥ ሓደ ሰብ ነበረ ይበሃል። እዚ ሰብ`ዚ ንሓንቲ ህበይ ከም ትስዕስዕ ጌሩ ኣሰልጠና፣ እታ ህበይ ዉን ከምቲ ዋንኣ ዘላመዳ ጌራ፣ ነቲ ዝድርፈላ ሙዚቃ ኣሰማሚዓ...

ዝሑል ክርስቲያን-ቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቅ

ዝሑል ክርስቲያን-ብቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቅ ብዛዕባ ድሕነት ካልኦት ዘይግደስ ሰብ፣ ዝሑል ክርስትያን ጥራይ እዩ! ድኽነት ምክንያት ክኾነካ ኣይኽእልን፤ ንድኽነት ከም ምኽንያት እንድሕሪ ተጠቂምካሉ፣ እታ ክልተ ሳንቲም ኣብ ሳጹን ዘዉደቐት ሰበይቲ ከሳሲትኻ ከይትኸዉን (ሉቃ 21፥1)። ንጰጥሮስ...

ቅድስት ባርባራ

ቅድስት ባርባራ “ንኽብሪ ኣምላኽን ምስጋናኡን እቲ ብኢየሱስ ክርስቶስ ዚርከብ ፍረ ጽድቂ መሊእኩም፡ ክሳዕ እታ መዓልቲ ክርስቶስ መዓንቀፊ ዜብሎምን ንጹሃትን ምእንቲ ኽትኰኑ፡ እቲ ዚሐይሽ ክትምርምሩ፡ እቲ ፍቕርኹምውን ብፍልጠት ብምስትውዓል ዘበለ ዅሉን ኣዝዩ እናበዝሔ ኪኸይድ፡ እጽልይ...

ምእንቲ እቶም ዝጠፍኡ ነፍሳት

ምእንቲ እቶም ዝጠፍኡ ነፍሳት ኢየሱሱ ስዱድ  ተስፋሆሙ ለስዱዳን፣ ኢየሱስ ግፉዕ ምስካየ ግፉዓን፣ እግዚአብሔር ማኅደር ዘአልቦ ከመ ነዳያን። ኢየሱስ ነግድ ወፈላሲ እንዘ ዉእቱ ሕፃን። ወልደ አብ ፍቁር ብኀበ ሰብእ ምኑን። መኀልየ ብካየ ኰነኒ ዘእሙ ኃዘን።...

መንገዲ ባሕታዉያን 18

 ምዕራፍ 18. ጸሎት-4ይ ክፋል ናይ ንግሆ ጸሎት ምስ ገበርካ፣ ጸሎት በዚ ዘብቀዐ ኣይምሰልኻ። ጸሎት ጌርካ ምስ ወዳእኻ፣ ነዚ ናይ ጸሎት ሃዋሁ ወይ መንፈስ ክትዕቅቦ ይግባእ፣ ዋላ እብታ መዓልቲ ብዙሕ ደስ ዘይብል ነገራት ይግጠመካ፣ ናይ...

ካላንደር ዓመተ 2006 ግእዝ

ካላንደር ዓመተ 2006 ግእዝ

ግእዝ ካላንደር ዓመተ 2006 ዓ.ም. ንኩለን በዓላትን ኣጽዋማትን ዝሓዘለ፣ ኣብ ኮምፕዩተርኩም ብፒዲኤፍ ፋይል ክትዕቅብዎን፣ ወይ ዉን ኣብ ወረቐት ፕሪንት ጌርኩም ክትጥቅሙሉ ትኽእሉ። ነቲ ስጋዊ ንጥፈታትና ካላንደር ከም ዘድልየና፣ ኣብ መንፈሳዊ ህይወትና ዉን፣ ንመንፈሳዊ ንጥፈታት...