ርእሰ መነኮሳት ቅዱስ እንጦንስ
ርእሰ መነኮሳት ቅዱስ እንጦንስ 22 ጥሪ ቤተክርስቲያንና ንኣበ መነኮሳት ቅዱስ እንጦንስ እትዝኽረሉ ዕለት እዩ። ክንዲ ርእሰ መነኮሳት ቅ.እንጦንስ ጌሩ ንዓለም ዝጸለወ ክርስቲያን ክሳብ ሕጂ የለን። ኣብ ዂሉ ዓለም ብስሙ ዝተዶኸና ብዙሓት ገዳማት ኣለዋ።...

ምዕራፍ 24. ካብ ዘኬዎስ ንረኽቦ ትምህርቲ እምበኣር ሕጂ፣ ንስኻ ልክዕ ከም ዘኬዎስ ንጐይት ክትርኢ ኣብ ገረብ ሓዂርካ (ደዪብካ) ኣሎኻ/ሉቃ 19/። ነታ ገረብ ዝሓዀርካያ ብሓሳባት በይኑ፣ ወይ ብስምዒት ኣብ ኣእምሮ ጥራይ ኣይኰነን። ንስኻ ሰብ ኢኻ...