Monthly Archive: February 2014

ጸሎት፡ ጾምን ምሕረትን- ቅዱስ ጴጥሮስ ቃለወርቅ

ቅዱስ ጴጥሮስ ቃለወርቅ (ክሪሶሎገስ) ካብ 380-450 ዓ.ም. ናይ ራቬና ትበሃል ዓዲ ጳጳስ ዝነበረ፣ ሓደ ካብቶም ሊቃዉንት ቤተክርስቲያን እዩ። እዚ ብመሪሕነት ራእይ ካብ እግዚአብሔር፣ ጳጳስ ኮይኑ ዝተሾመ ኣቦ፣ ብዙሕ ትሩጓሜ፣ መልእኽቲታትን፣ ዝተፈላለዩ ትምህርተ ሃይማኖታዊ ጽሑፋትን፣...

ስም ጐይታ ኢየሱስ-ቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቅ

ካብ መበል ታሽዓይ ክፋል ትርጓሜ ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ ዝተወስደ ሓጺር ትምህርቲ! “ብቓል ኰነ ወይስ ብግብሪ እትገብርዎ ዘበለ ዅሉ ብስም ጐይታና የሱስ ግበርዎ፡ ብእኡ ኸኣ ንእግዚኣብሄር ኣቦ ኣመስግንዎ።” ቆላ 3፥17 ስም ክርስቶስ ኣብ ዝተጸዉዓሉ ኣጋጣሚ፣...

ኣረጊት ቆርበትኩም ቀይርዎ-ቅዱስ ቄርሎስ ዘኢየሩሳሌም

ቅዱስ ቄርሎስ ዘኢየሩሳሌም (313-386 ዓ.ም.) ኣብ ራብዓይ ክ/ዘ ዝነበረ ሊቅ ናይ ቤተክርስቲያን ኮይኑ፣ ከምቶም ኣብ ግዚኡ ዝነበሩ ቅዱሳን ሊቃዉንቲ፣ ካብ መንበሩ ብዙሕ ግዜ ዝተሰደን፣ ምእንቲ ወልድ ዋሕድ ትብል እምት ብዙሕ መኸራ መስቀል ዝቀመሰ፣ ቅዱስ...

መንገዲ ባሕታዉያን 26

 ምዕራፍ 26. ክቡር ዝዋግኣ ጽብቕቲ ዕንቊ /ማቴ 13፥45/   እምበኣር ንስኻ ዘይትረብሕ ኢኻ፣ ፍልጥት ዝረሓቀካ፣ ሰናይ ሓሳብን ግብሪን ዘይብልኻ፣ ናይ ሕሉፍ ተዘኽሮታት ይኹን ናይ መጻኢ መደብ ዘይብልኻ፣ ዘይትጠቅም ድርቡይ፣ ፍጹም ዘይትሰምዕ ኣብ መንገዲ ከም...