Monthly Archive: January 2015

1

ልደትን ጥምቀትን ኣብ ሮብዕን ዓርቢን እንተወዓለ`ኸ?

ቅንያቱ ናይ ጐይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ልደቱ ከነኽብር ንቀራረበሉ ዘለና ግዜ ኣዩ። ናይ ሎምዘበን በዓል ናይ ልደት ኣብ ሮብዕ ስለትዉዕል፣ ብዙሓት ናይ ስዕረት መግቢ ይብላዕ ድዩ ኣይብላዕን ዝብል ሕቶ ሓቲትኩምኒ ኔርኩም። ዝኸበርኩም ሓተቲ፣ ካብ...

መልእክቲ ልደት-ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ

ዓብን ዘድንቅ ሚስጢርን ኣስትዉዕሉ! ኣብ እዝነይ ናይ ጓሶት መዝሙር ይመላለሰኒ ኣሎ። ጥዑም ዝደሃዩ ሻምቡቆ ኣይኰነን፣ እንታይ ደኣ ዝማሬ ሰማያት ደኣ እምበሪ። መላኣኽቲ ዘመሩ። ሊቃነ መላእክቲ ዉን ብሕብረት ድምጾም ኣወሃሃዱ። ኪሩቤል ጥዑም ምስጋንኦም ዘመሩ። ሱራፍኤል...

ናይ ልደት ለይቲ-ቅዱስ ይስሓቅ ሶሪያዊ

ኣብዛ ናይ ልደት ለይቲ! “ኣብዛ ናይ ልደት ለይቲ ኣብ ኲሉ ዓለም ሰላም ነገሰ፣ ስለዚ ማንም ሰብ ኣየፈራርሕ! እዛ ለይቲ እዚኣ ካብ ኲለን መዓልታት ዝጠዓመት እያ፣ ስለዚ ማንም ሰብ ኣይጨክን! እዛ ለይቲ እዚኣ ናይ ትሕትና...