Monthly Archive: February 2015

ደም ሰማእታት ናይ ቤተክርስትያን ዘርኢ እዩ 1

ደም ሰማእታት ናይ ቤተክርስትያን ዘርኢ እዩ

 ኣብዚ ሒዝናዮ ዘለና ቅንያት፣ መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ዂሉ ዓለም፡ ብፍላይ ድማ ኣብ ማእኸላይ ምብራቕን፡ ሰሜን ኣፍሪቃን ኣንጻር ኣምንቲ ክርስቶስ ዝወርድ ዘሎ መከራ፣ ኣብ ፍሉይ ጥርዙ ከም ዝበጽሐ ዝተጋህደሉ ቅንያት እዩ። 21 መናእሰያት ግብጻዉያን ክርስቲያናት፡...

ዲድኣኬ-2 0

ዲድኣኬ-2

ካልኣይ ክፋል፣ ስርዓት ቤተክርስቲያን ጥምቀት ብዛዕባ ጥምቀት፣ ኩሉኹም ክትጥመቁ ይግባእ። ቅድም ነዚ ኹሉ ይድገምዎ፣ ደሓር ግና ኣብ ፈሳሲ (ከያዲ) ማይ[1]፣ ብስም ኣብን፡ ወልድን፡ መንፈስ ቅዱስን ኣጥምቅዎም። ፈሳሲ ማይ እንድሕሪ ዘይተረኽበ ኸኣ፣ ኣብ ዝዀነ ማይ...

ዲድኣኬ-1 1

ዲድኣኬ-1

ዲድኣኬ- ትምህርቲ ሓዋርያት ቀዳማይ ክፋል ብዛዕባ ክልተ መንገዲ መንገዲ ህይወት 1. ክልተ መንገዲ ኣለዋ፣ ሓንቲ ናብ ህይወት ተብጽሕ፣ እታ ሓንቲ ድማ ናብ ሞት ተበጽሕ። ኣብ መንጎ እዞም ክልተ መንገዲታት ድማ ኣዝዩ ብዙሕ ፍልልይ ኣሎ።...

ብዛዕባ ዲድኣኬ እንታይ ትፈልጡ?!!! 1

ብዛዕባ ዲድኣኬ እንታይ ትፈልጡ?!!!

ዲድኣኬ- ብ12 ሓዋርያት ናብ ኣህዛብ ዝተሰብኸ ናይ ጐይታ ትምህርቲ በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ ኣሜን። ዲድኣኬ ማለት ቃል ብቃሉ ካብ ዲዳስኬን ዝብል ናይ ግሪክ ቃል  ዝተወስደ ኮይኑ፣ “ትምህርቲ ምምሃር” ማለት እዩ። ኣብ...

ጾም- ቅዱስ ኣግናጥዮስ ናይ ብራይንኮኒኖቭ 5

ጾም- ቅዱስ ኣግናጥዮስ ናይ ብራይንኮኒኖቭ

ኣብዚ ምድሪ ክትነብር እንኮለኻ፣ በቲ ኣብ ሰማያት ዘይርከቡ ነገራት ማለት ብብልዒን ፍትወት ሃብትን፤ ገዛእ ርእስኻ ጥራይ ኣብ ምዕጋብ እንድሕሪ የሕሊፍካዮ ደኣ፣ ከመይ ጌርካ ኢኻ ኣብ ሰማያት ገዛእ ርእስኻ ክትምግባ፧? ንጣዕሚ ሰማያዊ ህይወት እንድሕሪ ዘየስተማቒካዮ...

ጾም- ብቅዱስ ባሲልዮስ ዘቂሳርያ 2

ጾም- ብቅዱስ ባሲልዮስ ዘቂሳርያ

ቅዱስ ባሲልዮስ ዘቂሳርያ  ካብ 329 ክሳብ 379 ዝነበረ፣ ሓደ ካብ ናይ ኮፖዶቅያ ኣቦታት ተባሂሎም ዝፍለጡ፣ ሊቅ ናይ ቤተክርስቲያን እዩ። ብዛዕባ ጾም ካብ ዝጸሓፎ ጽሑፍ ዝተወስደ ትምህርቲ ናቱ፣ ከተንብቡ ይዕድመኩም። ብሩኽ ንባብ! “ብሰርቂ ወርሒ፣ ብምልኣት...

0

ታሪክ ናይ ሰብ ሓዳር!

ትማሊ መዓልቲ ፍቑራት ኔሩ፣ ፍቕሪ ድማ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ። እዚ ዕለት ነቲ ኣብ ራብዓይ ክፍለ ዘመን ብንጉስ ሮም ንዝወጽአ ኣዋጅ ከይፈርሐ፡ ንፍቑራት ቃል ኪዳን ዘእስር ዝነበረ፣ ቅዱስ ቫለንታይን መዝከርታ ኮይና ትጽዋዕ። ኣብ ህይወቱ ፍቕሪ ዘለዎ...

0

ድሕሪ ጽዑቅ ቅንያት ምትዕርራይ ናብ ስራሕ ተመሊሰ ኣለኹ!

ድሕሪ ነዊሕ ቅንያት፣ ምስግጋር ናብ ቀዋሚ ኢንተርነት ኣገልግሎትን፣It will stop cialis properien http://amerikabulteni.com/2012/06/06/unutulmaz-ray-bradbury-vecizeleri/ the loss and, in many cases, prompt regrowth. ምትዕርራይ ብሎግን፣ ናብ ስራሕ ተመሊሰ ኣለኹ።  ብጸሎት ምዝካር ኣይትሕመቑ እንዳበልኩ፣ ብሩኽ ቅንያት ጾም...