Monthly Archive: May 2015

ስራሕ መንፈስ ቅዱስ- ቅ.ባሲልዮስ ዘቂሳርያ 0

ስራሕ መንፈስ ቅዱስ- ቅ.ባሲልዮስ ዘቂሳርያ

“ብመንፈስ እንተ ተመራሕኩም ግና፡ ትሕቲ ሕጊ ኣይኰንኩምን። እቲ ግብሪ ስጋ ግሁድ እዩ፡ ንሱ ኸኣ ምንዝር፡ ርኽሰት፡ ዕብዳን፡ ኣምልኾ ጣኦት፡ ጥንቈላ፡ ጽልኢ፡ ባእሲ፡ ቅንኢ፡ ቍጥዓ፡ ሻራ፡ ምፍልላይ፡ ዝርግርግ፡ ቅንኣት፡ ቅትለት፡ ስኽራን፡ ጓይላ፡ ከምዚ ዘመሰለ ኻልእውን እዩ። እቶም...

ጴንጤቆስጤ (በዓለ ሃምሳ) ምዉራድ መንፈስ ቅዱስ ኣብ ልዕሊ ሓዋርያት- ቅ ኤራንዮስ ዘሊዮንስ 0

ጴንጤቆስጤ (በዓለ ሃምሳ) ምዉራድ መንፈስ ቅዱስ ኣብ ልዕሊ ሓዋርያት- ቅ ኤራንዮስ ዘሊዮንስ

ቅዱስ ኤራንዮስ (130-200 ዓ.ም.)፣ ኣብ ካልኣይ ክፍለ ዘመን ካብ ዝነበሩ፣ ናይ ሊዮንስ እትበሃል ዓዲ ጳጳስ ዝነበሩ፣ ሓደ ካብቶም ቀዳሞት ኣቦታት እዩ። ንወንጌላዊ ቅዱስ ዮሃንስ ወደ መዝሙሩ ዝነበረ፣ ንሰማእት ቅዱስ ፖሊካርፐስ ወደ መዝሙር ዝነበረን፣ ኣብ...

በዓለ ዕርገት 2

በዓለ ዕርገት

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላኽ፣ ኣሜን! ሰላም ንዓካትኹም ይኹን፣ ክቡራት ኣንበብቲ እዛ ብሎግ። እንኳዕ ናብ በዓል ዕርገት ጐይታና ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብጽሓና። ዕርገት ሓደ ካብ ትሽዓተ ዓበይቲ በዓላት ናይ ጐይታና ኢየሱስ...

ኣእዳወይ ተቐበል 0

ኣእዳወይ ተቐበል

ኣእዳወይ ተቐበል፣ ናባካ ዝተዘርጋሓ ናይ ፍቕሪ ኣርማ፣ ናይ ብጻይነት ምልክታ ብዘሕ ቅድመ ኲነት ክነሱ ዘይብለይ ዉሑዳት ዝጾረይ፣ ዝቀለለ ኣርዑተይ          ኣእዳወይ ተቐበል፣ ናባኻ ዝተዘርጋሓ          ትም ኢልካ ደው...

ዕርገት ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ- ቅዱስ ኣዉግስጢኖስ 0

ዕርገት ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ- ቅዱስ ኣዉግስጢኖስ

ቅዱስ ኣዉግስጢኖስ ዘሂፖ፣ ኣብ መወዳእታ ህይወቱ ዝሰበኮ፣ ናይ በዓል ዕርገት ትምህርቲ ከምቲ ፈሊጥኩሞን፣ ኣሚንኩሞን፣ ተቐበልኩሞን ዘለኹም፣ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ፣ እቲ ሓደ ወዱ ንኣቦ ዝዀነ፣ ምስ ወላዲኡ ዘለዓለማዊ፣ ፍጹም ዘይረአ፡ ኣብ ኲሉ ሙሉእ፣ ኲሉ ዝኽእል...

ዕርገት-ቅዱስ ኣዉግስጢኖስ 2

ዕርገት-ቅዱስ ኣዉግስጢኖስ

ቅዱስ ኣዉግስጢኖስ ኣብ 5ይ ክዘ ዝነበረ ናይ ቤተክርስቲያን ኣቦ እዩ፣ ጽሑፋቱ ብግእዝ የለን፣ ኣብ ስንክሳር ኰነ፣ ኣብ መጽሓፈ ሃይማኖተ ኣበው ዉን የለን። ዝያዳ ኣብቲ ምዕራባዊ ክፋል ጥራይ እዩ ዝፍለጥ። ኮይኑ ግና፣ ትምህርቱን መንፈሳዊ መልዕክቱን...