Monthly Archive: June 2015

ስለምንታይ ኣምላክ ሰብ ኰነ? መወዳእታ ክፋል 5

ስለምንታይ ኣምላክ ሰብ ኰነ? መወዳእታ ክፋል

ካብ ቀዳማይን፣ ካልኣይን ክፋል ዝቐጸለ ፍታሕ ብተዋሕዶ[1] «እምበኣር በዚ ምክንያት`ዩ፣ እቲ ዘይነገራዊ፣ ዘይመዉት፣ ስጋዊ ዘይኮነ ቃለ ኣብ ናብ ዓለም ዝመጽአ። ከምዚ ክበሃል እንከሎ፣ ቅድም ርሒቁ ኔሩ ማለት አይኮነን። ካብ ፍጠረት ፈጺሙ ርሒቁ ኣይፈልጥን፣ ፍጥረት...

ስለምንታይ ኣምላኽ ሰብ ኰነ? 2 0

ስለምንታይ ኣምላኽ ሰብ ኰነ? 2

ካብ ቀዳማይ ክፋል ዝቐጸለ፣ ኣምላኽ ኣብ መዋጥር ቅዱስ ኣትናትዮስ ዘሓዋርያ`ዩ ነዚ ኣብ ላዕሊ ዝገልጽናዮ ኲነታት ከብርህ እንከሎ፣ ኣምላኽ ኣብ መዋጥር ኣተወ ዝበለ[1]። እዚ መዋጥር ተባሂሉ ዘሎ፣ ከም ኣዘራርባ ሰባት ክንዛረብ እንከሎና እዩ፣ እምበሪ፣ ሰባት ዓቕሎም ኣጽቢቦም...

ስለምንታይ ኣምላኽ ሰብ ኰነ? 0

ስለምንታይ ኣምላኽ ሰብ ኰነ?

ብስም ኣቦን ወልድን መንፈስ ቅዱስን፣ ሓደ ኣምላኽ ኣሜን። ሰላም ንዓኹም ክቡራት ኣንበብቲ፣ ሎሚ ሓደ ሕጽር ዝበለ ጽሑፍ ቀሪበልኩም ኣሎኹ። ሓደ ተደጋጋሚ ዝለዓል ሕቶ ኣሎ፣ ንሱ ድማ፣ ስለምንታይ ኣምላኽ ሰብ ኰነ? መእተዊ እምነት ክርስትና ካብተን...

ጸሎት ናይ ነፍሲ ብርሃና እያ-ቅ.ዮሓንስ ኣፈወርቅ 0

ጸሎት ናይ ነፍሲ ብርሃና እያ-ቅ.ዮሓንስ ኣፈወርቅ

ግዜና ንጸሎት ንህብ እንድህሪ ኮይንና፣ ጥቕሚ ጸሎት ኣብ ህይወትና ብግህዶ ከነስተማቕሮ ኢና። ምስ እግዚአብሔር ካብ ምዝርራብን፣ ናብ ኣምላኽ ካብ ምጽላዪን ዝዓቢ፣ ነገር ፈጺሙ የለን። ከምቲ ሓደ ሰብ ምስ ብጻዩ ክራኸብ ዝደሊ፣ ከምኡ ዉን ጸሎት...

ናይ መንፈስ ቅዱስ ቅብኣት- ቅ.ቄርሎስ ዘኢየሩሳሌም 0

ናይ መንፈስ ቅዱስ ቅብኣት- ቅ.ቄርሎስ ዘኢየሩሳሌም

[pullquote]”ንስኻትኩምሲ፡ ከምቲ ቕብኣት ብዛዕባ ዅሉ ዚምህረኩም ዘሎ፡ ሓቂውን እዩ፡ ሓሶት ኣይኰነን፡ እሞ ኸምቲ ንሱ ዝመሀረኩም ኴንኩም፡ ኣብኡ ኽትነብሩ ኢኹም። እምብኣርከ እቲ ኻብኡ እተቐበልኩምዎ ቕብኣት ኣባኻትኩም ይነብር አሎ እሞ፡ ሓደ እኳ ኺምህረኩም ኣየድልየኩምን እዩ።” /1ይ ዮሃ 2፡27/[/pullquote]...

ማይ ህይወት ናይ መንፈስ ቅዱስ- ቅ.ቄርሎስ ዘኢየሩሳሌም 0

ማይ ህይወት ናይ መንፈስ ቅዱስ- ቅ.ቄርሎስ ዘኢየሩሳሌም

ቅዱስ ቄርሎስ ዘኢየሩሳሌም (313-386 ዓ.ም.) ሓደ ካብቶም ኣብ ራብዓይ ክ/ዘ ዝነበሩ ብሉጻት ሊቃዉንቲ ኮይኑ፣ ብፍላይ ንሓደስቲ ኣመንቲ ዝኸዉን መጽሓፉ ኣዝያ ፍልጥቲ እያ። ብቅድስንኡ፣ ብተባዕ ዉሳኔታቱን፣ ንኣርዮሳዉይና ብምቅዋሙ ዝፍለጥ ቅዱስ ቂርሎስ፣ ብዙሕ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ...