Monthly Archive: July 2015

ብጽእና ጴጥሮስን ጳዉሎስ- ቅዱስ ኣዉግስጢኖስ 0

ብጽእና ጴጥሮስን ጳዉሎስ- ቅዱስ ኣዉግስጢኖስ

እዛ ዕለት እዚኣ፣ ብሰማእትነት ናይ ክልተ ቅዱሳን ሓዋርያት ጴጥሮስን ጳዉሎስን፣ ተቀዲሳትልና ኣላ። እዞም ቅዱሳን ሓዋርያት ሕቡኣት ኣይነበሩን፣ ኣብ ኲሉ ፍሉጥ ዝነበሩ እዮም፣ “ድምጾም ናብ ኲላ ምድሪ፣ ቃላቶም ድማ ክሳብ ኲላ ዓለም በጽሐ” /መዝ 19፡4/።...