Monthly Archive: November 2015

1

ሕዳር ጽዮን! ቅድስት ድንግል ማርያም

እንዃዕ ናብ በዓል ቅድስት ድንግል ማርያም-ሕዳር ጽዮን ኣብጽሓና። ኣብዚ ዕለት`ዚ ዳርጋ ሙሉእ ኣስመራን፣ ብዙሓት ዓዲታትን ንግደት ይገብራ፣ በዓል ወላዲተ ኣምላክ ቅድስት ድንግል ማርያም ብምኽባር፣ ተማቐልቲ በረኸትን፣ ተሳተፍቲ ሰማያዊ ኽብሪ ይዀኑ። ብፍላይ ካብ ጐደና ሓርነት...

ጾም-ቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቅ

ጾም-ቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቅ

  ጾም መድሃኒት እዩ። መድሃኒት ፣ ብኣገባብ ንዝተጠቕመሉ ብዙሕ ረብሓ ዝህብ፣ በንጻሩ ኣብ ኢድ ኣጠቃቅሙኡ ዘይፈልጡ ተሞክሮ ዝጎድሎም ሰባት ግን ጥቕሚ ዘይብሉ ነገር እዩ። ሓደ መድሓኒት ዝወስድ ሰብ፣ ሰዓት ክንደይ ክወስዶ ኣለዎ፣ ክንዲ ምንታይ...

ምዕራፍ 4. ምቁጽጻር ዝኽሪን ስእላዊ ሓሳብን 1

ምዕራፍ 4. ምቁጽጻር ዝኽሪን ስእላዊ ሓሳብን

እግዚአብሔር ነገራት ክንዝክር ዘኽእለና ጸጋ ዓዲሉና እዩ። ነገራት ኣብ ኣእምሮና ብምዕቃብ መሊስና ዘኪርና ክንጥንቀመሎም ንኽእል። ሕጉ ንክንዝክር፣ ናይ ምዝካር ክእለት ሂቡና «ንኩሉ ትእዛዛተይ ክትዝክርዎን ክትገብርዎን ኢኩም» /ዘሁ 15፥39-40/። ሓዋርያት ጐይታ ምሳቶም እንከሎ ዝተዛረቦም ቃል...

ምዕራፍ 3. ምቁጽጻር ህዋሳታትና-መንፈሳዊ ህይወት ኣብ ግብሪ 3

ምዕራፍ 3. ምቁጽጻር ህዋሳታትና-መንፈሳዊ ህይወት ኣብ ግብሪ

ሰብ ሓሙሽተ ህዋሳት ኣለዎ፣ ዓይኒ መርኣዪ፡ እዝኒ መስምዒ፡ ኣፍንጫ መሸተቲ፡ መልሓስ መጥዓሚን፡ ኢድ መዳህሰሲን። ቅዱስ ቲዮፋን ባህታዊ፣ ንሰብ ከም ኣብ ቤተ-መንግስቲ (ኣብ ስጋ) ዝነብር ንጉስ (ንነፍሲ) ጌሩ፣ ሓደ መንፈሳዊ ሓሳብ ይምህር። ቤተመንግስቲ ዝተባህለት ስጋና...