Monthly Archive: December 2015

ቅዱስ ኒቆሌዎስ እቲ ሓቀኛ ናይ ልደት ኣቦ

ቅዱስ ኒቆሌዎስ እቲ ሓቀኛ ናይ ልደት ኣቦ

ቅዱስ ኒቆሌዎስ  እቲ ሓቀኛ ናይ ልደት ኣቦ ሊቃዉንቲ ኣቦታት “ፈቃር”፡ “ትሑት”፡ “ኣቦ ድኻታት”፡ “ኣቦ”፡ “ሕያዋይ”. . ብምባል ይጠቕስዎ። ንብዙሕ ሰናይ ተግባራት ዘማልአ ኣቦ፣ ሳሕቲ`ዩ ዝርኸብ፣ ሓደ ካብዞም ዉን ቅዱስ ኒቆሌዎስ ሊቀጳጳስ ዘሚራ እዩ። ህጻናትን፣...

ኢየሱስ VS እየሱስ VS  የሱስ 2

ኢየሱስ VS እየሱስ VS የሱስ

ሕቶ ተሓቲተ፧?? ኣየናይ ኣጸዋዉዓ ንጠቀም? ኢየሱስ እንተብልና ድዩ ቅኑዕ? ዋላስ እየሱስ ወይ የሱስ? ነዚ ሕቶ`ዚ ብዙሓት ነልዕሎ ኢና። ኣብ ማሕበራት ዉን ተሓቲቱ ይፍለጥ እዩ። ዝጎደለ ብኣፍ መላኣክቲ ይኣርመለይ! ኢለ ገለ ብዛዕባ`ዚ ሓሳብ ዘለና ትንታነ ከካፍለኩም።...

ም.6 ስነ-ምግባር (ጽቡቕ ጠባይ-Virtues) 0

ም.6 ስነ-ምግባር (ጽቡቕ ጠባይ-Virtues)

ሓደ ክርስትያን፣ ፍጹም ምእንቲ ክኸውን ኣብ ዝገብሮ ጉዕዞ፣ ናብ ግብራዊ ህይወት ክቕይሮ ዝግባእ ነገራት ኣለዋ። እዚኣን ነገራት ናይ ስነ-ምግባር ፍረ ይበሃላ። ስነ-ምግባር ሰናይ ፍረ እዩ። «እምበኣር’ሲ ጽቡቕ ፍረ ዘየፍሪ ዘበለ ኩሉ ኦም ይቑረጽ ናብ...

ክርስትያን – ኦርቶዶክስ – ተዋህዶ 0

ክርስትያን – ኦርቶዶክስ – ተዋህዶ

ኣብ ህይወት ደቂ ሰባት፣ ስም ኣዝዩ ኣገዳሲ ነገር እዩ። “ስም ይመርሕ ጧፍ የብርህ” እኳ ተባሂሉ ተመሲሉ እዩ። ኣብ ቃል ኣምላኽ ዉን፣ “ካብ ጽቡቕ ጨና፣ ጽቡቕ ስም ይሓይሽ” ዝብል ጽሑፍ ኣሎ /መክ 7፡1/። ምስ ኣምላኽ...

ም.5 ናይ ድፍረት/ትዕቢት ሓጢኣት 4

ም.5 ናይ ድፍረት/ትዕቢት ሓጢኣት

ነቢይ ዳዊት ከምዚ ኢሉ ጸልዩ «ንዓይ ንባርያኻ ብትዕቢት(ድፍረት) ሓጢኣት ከይገብር ሓልወኒ ኣብ ልዕለይ ከይስልጥን ውን ዕገቶ፡ ሽዑ ሙልእ ክኸውን፡ ዓቢ ሓጢኣት ዉን ኣይክገብርንየ» /መዝ 19፥13/ ዳዊት፣ ናይ ድፍረት ወይ ናይ ትዕቢት ሓጢኣት ዝብለን ዘሎ...