Monthly Archive: April 2016

ለከ ሓይል-ዝማሬ ሕማማት 0

ለከ ሓይል-ዝማሬ ሕማማት

ኣብ ግዜ ሕማማት፣ ካብ ሶኒ ክሳብ ዓርቢ ዘሎ ግዜ ኣብ ቤተክርስቲያን፣ ካልእ ኲሉ ጸሎት ተሪፉ፣ እዚ ዝስዕብ ጸሎት ይጽለይ። ብሓባር ኰንኻ ብየማንን ብጸጋምን እንዳተቀባበሉ ይበጽሕ። ቅድም ናይ ወትሩ ጸሎት ይበጽሕ፣ ዳዊትን ዉዳሴ ማርያምን ይዕደል።...

ሆሳእና-ቅዱስ እንድርያስ ዘቅርጤስ 0

ሆሳእና-ቅዱስ እንድርያስ ዘቅርጤስ

ቅዱስ እንድርያስ ዘቅርጤስ ሓደ ካብቶም ኣብ ሶርያ ዝፈረዩ ቅዱሳን ሊቃዉንቲ ኣቦታት ኮይኑ፣ ኣብ 7ይ ክፍለ ዘመን ዝነበረ እዩ። እዚ ኣቦ`ዚ ብዛዕባ ሆሳእና ካብ ዝመሃሮ ገለ ክፋል፣ ጆባእ እብለኹም። ብምስትዉዓል ነንብቦ። ንጐይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ...

ኣምላክ ወሰብእ-ቅዱስ ኤፍሬም ሶርያዊ 0

ኣምላክ ወሰብእ-ቅዱስ ኤፍሬም ሶርያዊ

እንዃዕ ናብ ዓመታዊ በዓል ጐይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ፣ ኣብጽሓና። ንሎሚ ከፍ ፍቃድ ኣምላኽ፣ ሓደ ካብ ኣብ ምድረ ሶርያ ዝቦቀሉ ሊቃዉንቲ ኣቦታት፣ ቤተክርስቲያን ዉን “መሰንቆ ናይ መንፈስ ቅዱስ” ኢላ ትጽውዖ፣ ናይ ቅዱስ ኤፍሬም ሶርያዊ  ትምህርቲ...