Monthly Archive: June 2016

ናብራ ምስ ንህቢ-ብዲ. ዳንኤል ክብረት 0

ናብራ ምስ ንህቢ-ብዲ. ዳንኤል ክብረት

እዛ ሕጂ እተንብብዋ ዘለኹም ጽሕፍቲ ካብ ኣምሓርኛ “ከንብ ጋራ ኑሮ” ዝተተርጎመት ኮይና፣ ብዲያቆን ዳንኤል ክብረት ዝተጻሕፈት እያ። ኣብ ዉሽጢ ሓዳር ዘሎ ዉረድ ደይብ፣ ብንጹርን ብዕምቆትን እተረድእ፣ ኣዝያ ብስልቲ ጽሕፍቲ እያ። ኣንቢብኩም ንህይወት ክኾነኩም ዉን፣...