Monthly Archive: June 2017

0

መሐደሲ ህየትና መንፈስ ቅዱስ- ብቅ. ደዲሞስ ዓይነ-ስዉር

ቅዱስ ደዲሞስ ዘእስክንድርያ (318-398 ዓ.ም.)፣ ዘይከም ካልኦት ሊቃዉንቲ ክህነት ይኹን ዲቁና ዘይነበሮ፣ ዘይከም ካልኦት ሙሉእ ኣካላት ዘይነበሮ ዓይነ ስዉር፣ ብቅዱስ ኣትናቴዎስ ዘሓዋርያ መምህር ናይ ትርጓሜ ቤት ትምህርቲ ናይ እስክንርያ ክኸዉን ዝተመርጸ፣ ሊቅ ኣቦ እዩ።...

0

ስግው ቃል 3-ሰማያዊ መዋጥርን ፍታሕ ብተዋህዶን. . . . መቀጸልታ

መእተዊ  ቀዳማይ ክፋል ካልኣይ ክፋል ሰባት ብዉልቃዊ ጻዕሮም ንኣምላኽ ክፈልጥዎ ኣይኽእሉን፣ እግዚአብሔር ባዕሉ`ዩ መንነቱ ዝገለጸሎም። ሰብ ብባህሪኡ ዉሱንን ድሩትን ስለዝኾነ፣ ነቲ ዘይዉሰን፣ ዘይምርመርን፣ ረቂቅን ዝኾነ እግዚአብሔር ክፈልጦ ኣይኽእልን። ኣምላኽ ፈለማ ንሰብ ክፈጥሮ እንከሎ ዉን፣ ነዚ...

0

ስለምንታይ መንፈስ ቅዱስ ድሕሪ ዕርገት ጐይታ ወረደ? ቅ.ዮሃንስ ኣፍወርቅ

ስለምንታይ መንፈስ ቅዱስ ክርስቶስ ኣብዚ ምድሪ’ዚ እንከሎ ዘይወረደ? ስለምንታይ ክሳብ ናብ ሰማያት ዝዓረግ ጸንሐ? ስለምንታይ`ኸ ድሕሪ ዕርገቱ ብኡንብኡ ዘይወረደ? ማለት ክርስቶስ ኣብ መበል ኣርባዓ መዓልቲ ምስ ዓረገ ብእንብኡ መንፈስ ቅዱስ ኣይወረደን። “ኣብ መበል ሓምሳ...