Author: ፍኖት

0

ልደትካ መስተንክርን መግለጺ ኣልቦን እዩ! ቅ. ያእቆብ ዘስሩግ

ቅዱስ ያእቆብ ኣብ 5ይ ክፈለ ዘመን ኣብ ሶርያ እትርኸብ ናይ ሓንቲ ስሩግ ትበሃል ንኢሽተይ ዓዲ ጳጳስ ዝነበረ ኮይኑ፣ ብዙሕ ጽሑፋት ብግጥማዊ መልክዕ ዝጸሓፍ ናይ ቤተክርስቲያን ሊቅ ኣቦ እዩ። እዚ ጽሑፍ፣ ብዛዕባ ልደት ካብ ዝደረሶ...

0

ጸሎት

ጸሎት ኣብ መንጐ ሰብን እግዚአብሔርን፡ ካብ ምድሪ ናብ ሰማያት እተዘርግሐት መራኸቢት ድልድል ኢያ። ከምኡ ስለ ዝኾነ ድማ፡ ክቡራን ቅዱሳን ነዛ ድልድል ተጠቒሞም፡ ብቕድስና ተመላለሱላ። በዛ ድልድል ክትሳገር ትደሊዶ? ጉድለት እምነትካ እተርሕቕላ፡ ኃይሊ ጽንዓት እትረኽበላ፡...

0

በዓለ ሓዋርያት-ጴጥሮስ ወጳዉሎስ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን። እንኳዕ ናብ ክቡር በዓል ናይ ሓዋርያት፣ ጴጥሮስ ወጳዉሎስ፣ ብሰላም ኣብጽሓና፣ ክቡራት ኣንበብቲ። በረኸቶምን ጸሎቶምን ናይ ኲሎም ሓዋርያት ምስ ኲልና ይኹን። መጽሓፍ ሓድሽ ኪዳን ገንጺሉ ዘንብብ ሰብ፣...

ሞት ብሔዋን ህይወት ብማርያም ቅ.ኤጲፋንዮስ ዘሳላሚስ 0

ሞት ብሔዋን ህይወት ብማርያም ቅ.ኤጲፋንዮስ ዘሳላሚስ

“ኦ ምልእተ ጸጋ፣ እግዚአብሔር ምሳኺ እዩሞ፣ ደስ ይበልኺ” /ሉቃ 1፥28/ ። እዚ ቃል`ዚ ነታ፣ ካልአይቲ ሔዋን ዝተነግረ እዩ። ሔዋን “ኣደ ዂሉ ህያው” /ዘፍ 3፥20/ ተባሂላ ኣላ፣ እዚ ግና፣ ብምስላ ንቅድስት ድንግል ማርያም ዝተንግረ እዩ።...

0

ዋሕዲ ምእመናን ኣብ ቤተክርስቲያን ቅ. ዮሓንስ ኣፈወርቅ

ብምክንያት ትዝካር ሰማእትነቶም ናይ ሐዋርያ ቅዱስ ጴጥሮስን ቅዱስ ጳዉሎስን ብምግባር፣  ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ ብዛዕባ ሰባት ናብ ቤተርክስትያን ንከይመጽኡ፣ ኣብ በዓል ተዝካር ናይ ሰማእታት ንከይሳተፉ ዘቕርብዎ ምክንያታትን ዝሃቦ ተግሳጽን ናብ ነበብቲ የብሎ።  ቀዳማይ ክፋል “ሎሚ...

0

ክጸዉም ብቚዕ ድየ፧?

ኣብ ገጠራት ግብጺ ዝዝዉተር ኣዝዩ ኣገዳሲ ቅዱስ ትዉፊት ከካፍለኩም። ኲልና መርሚርና ክንበጽሖ ንኽእል ሓደ ሓቂ ኣሎ። ኲለን ኦርቶዶክሳዉያን ኣኃት ኣብያተ ክርስቲያናት፣ ብሠረት እምነት ማለት ብዶግማ ሙሉእ ምስምማዕ ክህልወን እንከሎ፣ ኣብ ትዉፊት ግና ብገለ መልክዑ...

0

ጾም – ቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቅ

ጾም መድኃኒት እዩ። መድኃኒት፣ ብኣገባብ ንዝተጠቕመሉ ሰባት፣ ብዙሕ ረብሓ ይህብ። በንጻሩ ኣብ ኢድ እቶም ኣጠቃቅሙኡ ዘይፈልጡን፡ ተሞክሮ ዝጎድሎም ሰባትን ግን፣ መድኃኒት ጥቕሚ ዘይብሉ ነገር ይኸዉን። ሓደ ንመድኃኒት ዝወስድ ሰብ ኣጠቃቕማ ናይቲ መድኃኒት ጽቡቕ ጌሩ...

0

ብሂል ካብ ቅዱስ ቄርሎስ ሳድሳዊ

ንመበል 50 ዓመት መዓልቲ ዕረፍቶም ንኣቦና ቅዱስ ቄርሎስ ሳድሳዊ ንምዝኻር ዝኣኽል፣ በረኸቶም ምእንቲ ክንኻፈል ነዚ ናቶም ብሂል ናብ ነበብቲ ነብል።
“ብፈተና እንተ ደኣ ወዲቅካ፡ ጣዕሳ ኃጢኣትካ ካብ ጸሎት ኣይዕገተካ። ክሳዕ እትናሳሕ ጸሎት እንተ ደኣ ኣቛሪጽካ ድማ፡ ኣይክትናሳሕን ኢኻ። እቲ ምንታይሲ፡ ጸሎት ማዕፆ ሓቀኛ ንስሓ ስለ ዝኾነት።”

0

ደብረ ታቦር – ቅዱስ ኤፍሬም ሶርያዊ

በእንተ አስተርእዮተ ዘእግዚእነ ወመድኃኒነ ኢየሱስ ክርስቶስ [ደብረ ታቦር] መእተዊ እዚ ጽሑፍ እዚ ብክርስቶስ ሓወይ ካብ ዝዀነ በረኸት ዕቝባጽዮን ዝተጻሕፈትን ዝተተርጎመትን እያ። እዚ ሓዉ`ዚ፣ ጽሑፋቱን በረኸቱን ኣብዚ ብሎግ ከኻፍል ፍቓደኛ ብምዃኑ ብስም እግዚአብሔርን ብስም ኣንበብትን...

1

ቄርሎስን ንስጥሮስን (በእንተ ሰባክያን!)

መእተዊ ዕላማ ሓደ ኦርቶዶክሳዊ ትምህርቲ፡ ሰማዕቲ ብሕልኽላኽ ሓረጋትን ክርድእዎ ዘይክእሉ ዓበይቲ ምሥጢራትን ገለጻታትን ጌርካ ምስድማም፣ ሊቅነትካ ምእንቲ ክትፍለጥ፡ ብእተፈላለዩ ልሳናት፡ ደረኻ ሰማዕትኻ ገምጊምካ ኣድናቖት ምእካብ፡ ብኣኡ መጠን ከኣ ሰዓብቲ ምጥራይ፣ ኣቦታት እናነብዑ ዝመሃርዎ፡ ጥራኅ...