Category: መልእክቲ

0

መልክእኽቲ ፋሲጋ-ቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቅ

በሰመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስን አሐዱ አምላኽን አሜን።  ቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቅ ኣብ 4ይ ክፍለ ዘመን ዝጸሓፈ መልእክቲ ኮይና፣ ኣብ ኩለን ኣብያተ ክርስቲያናት ኣብ በዓል ፋሲጋ ማለት ኣብ ዕለት ትንሳኤ ድሕሪ ሊጦን እትንበብ፣ ብልጽቲ መጸናንዒት መልእክቲን እያ። ኣብ መጽሓፈ...

2

ቀዳመይቲ መልእክቲ ፋሲጋ-ቅዱስ ጎርጎርዮስ ዘኢንዘናዙ

ሎሚ መዓልቲ ትንሳኤ እዩ። ምጅማሩ ድማ ብዙሕ በረኸት ኣለዎ። እምበኣር ነዚ በዓል ብድሙቅ መገዲ ንሓልዎ፣ ነንሕድሕድና ዉን ንፋቐር። “የሕዋተየ ሓፍተየ” ንበሃሃል። ዋላ ነቶም ዝጸልኡና የሕዋት ንበሎም። ብፍላይ ድማ ነቶም፣ ንዓና ካብ ዘለዎም ፍቕሪ ዝተላዕለ...

በዓል ፋሲጋ- ቅ. ኣትናቴዎስ ዘእስክንድርያ 0

በዓል ፋሲጋ- ቅ. ኣትናቴዎስ ዘእስክንድርያ

የሕዋተየ! ካብ በዓል ናብ በዓል፣ ካብ ጸሎት ናብ ጸሎት፣ ካብ ቅዱስ መዓልቲ ናብ ቅዱስ መዓልቲ ምስግጋርን ምሕላፍን ክንደይ ደስ የብል። እምበኣር ብፋሲጋ ኣቢልና ሓድሽ ምጅማር ንፍልመሉ እዋን በጺሑ ኣሎ። ቅዱስ ፋሲጋ፣ ጐይታና መስዋእቲ ዝዀነሉ...

0

ጸሎት ስምዖን ዓምዳዊ

ዓርቢ ሰዓት 3 ናይ ለይቲ ዝጽለ ጸሎት ኦ ጐይታይ ኢየሱስ ክርስቶስ፣ እቶም ንዓኻ ዝሰቐሉ ናባኻ ምስ መጽኡ፣ “ንመን ትደልዩ ኣለዂም?” ኢልካ ሓተትካዮም፣ ንሳቶም ዉን “ንኢየሱስ ናዝራዊ” ኢሎም መለሱልካ። ንስኻ ድማ፣ “ነዚኣቶም ሕደግዎም ይኺዱ፣ እኔዂ...

0

“ዝጠፍአት በጊዕ፣ ሳንቲምን፣ ዉሉድን” ቅ. ኣምብሮስ ዘሚላን

ምሕረቱ ዝበዝሐ ንጉስናን ዳኛን፣ ተስፍኡ ካባና ኣይሓብእን። ከም ሕያዋይ ሓኪም ኲሉ ግዜ ፈዉሱ ይነገና። ዋላኻ ካብኡ ዓሊና ንርሓቅ፣ ፈዉሱ ኣይሓብኣልናን እዩ። ቅዱስ ሉቃስ ሰለስተ ምስላታት ብሓደ ጌሩ ስሪኡ ኮፍ ዘበለልና፣ ብዘይ መደብ ኣይኰነን፣ ነዚ...

0

እይኰነን ማርያምሲ፣ በዓልቲ ቤትካ ዉን ከተድሕን ትኽእል እያ!

ፈታዉየይ ኣለኒ፣ በዓላ ሓዳር እዩ። ኣጋጣሚ ኣብ ግዜ ቅዳሴ፣”ድሕነት እንልምነኪ. . . ” ዝብል ሓረግ ምስ ሰምዐ፤ ምርባጽ ብዘለዎ ስምዒት፣ “ማርያም`ዶ ተድሕን እያ፧?” ቢሉ ዱብ ኣበለለይ፣ ኣነዉን ህዉክ ኢለ “ኣይኰነን ማርያምሲ፣ በዓልቲ ቤትካዉን ከተድሕን...

ጾም ምስ ይቕሬታን ድኻታት ብምዝኻርን 0

ጾም ምስ ይቕሬታን ድኻታት ብምዝኻርን

ንመንፈሳዊ ህይወትና ካብ ዘደልድሉ፣ ዝዓበየ መንፈሳዊ መገዲ፣ ጾም እዩ። ኣገዳሲነት ናይ ጾም ዉን ብብዙሕ ጽሑፋት ተነጊሩና ኣሎ። ካብ ነነዌ ዝመቦቀሉ ቅዱስ ይስሃቅ ሶርያዊ፣ ጾም መንፈሳዊ መሳርሒ ምዃኑ ኣብ ዝገለጸሉ ጽሑፍ ከምዚ ኢሉና። “መድኃኒ ዓለም...

0

ተመን ኣስራዚ

  “እቲ ህዝቢ ድማ፡ ኣብዚ እንጌራ የልቦን፡ ማይ ድማ የልቦን፡ ነዚ ፈኲሽ እንጌራ ኸኣ ነፍስና መንያቶ እያ እሞ፡ ኣብ በረኻ ኽንመውትከ ስለምንታይ ካብ ግብጺ ኣደየብኩምና፧ ኢሎም ኣብ ኣምላኽን ኣብ ሙሴን ተዛረቡ። እግዚኣብሄር ከኣ ዚነዱ ኣትማን ናብ ህዝቢ...

ክርስቲያናዊ ህይወትናን መስቀል ክርስቶስን 0

ክርስቲያናዊ ህይወትናን መስቀል ክርስቶስን

ሚስጢር ድሕነትና ኣብ መስቀል ናይ ጐይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዝተሓዝአ እዩ። ዓሙቊ ዝዀነ ሚስጢር ድሕነትና ዝተፈጸመሉ ጥራይ ዘይዀነስ፣ መስረትን ምልኣት ክርስቲያናዊ ህይወትና ዉን ዝተጋህደሉ፣ መስቀል እዩ። “ደድሕረይ ኪስዕበኒ ዝደሊ እንተሎ፣ ህይወቱ ቐቢጹ (ነፍሲ ይቕበጽ)፡...

1

ስግዉ ቃል 1- ስነፍጥረትን ዉድቀትን

ምዕራፍ ሓደ ስነ-ፍጥረትን ዉድቐት ኣብታ ቀዳመይቲ መጽሓፍ፣ “ኣንጻር ኣህዛብ (the Contra Gentes)1”፣ ኣጀማምራ ናይ ኣህዛብ ኣምልኮ ጣኦትን ከንቱ ኣምልኮኦምን ፣ ብጸጋ ኣምላኽ ገሊጸልካ ኔረ። ከምኡዉን፣ ብዛዕባ ናይ ኣብ ቃል ተዘራሪብና ኔርና። ንሱ መለኮታዊ ምዃኑን፣...