Category: መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ

ማይ ህይወት ናይ መንፈስ ቅዱስ- ቅ.ቄርሎስ ዘኢየሩሳሌም 0

ማይ ህይወት ናይ መንፈስ ቅዱስ- ቅ.ቄርሎስ ዘኢየሩሳሌም

ቅዱስ ቄርሎስ ዘኢየሩሳሌም (313-386 ዓ.ም.) ሓደ ካብቶም ኣብ ራብዓይ ክ/ዘ ዝነበሩ ብሉጻት ሊቃዉንቲ ኮይኑ፣ ብፍላይ ንሓደስቲ ኣመንቲ ዝኸዉን መጽሓፉ ኣዝያ ፍልጥቲ እያ። ብቅድስንኡ፣ ብተባዕ ዉሳኔታቱን፣ ንኣርዮሳዉይና ብምቅዋሙ ዝፍለጥ ቅዱስ ቂርሎስ፣ ብዙሕ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ...

ዕርገት-ቅዱስ ኣዉግስጢኖስ 2

ዕርገት-ቅዱስ ኣዉግስጢኖስ

ቅዱስ ኣዉግስጢኖስ ኣብ 5ይ ክዘ ዝነበረ ናይ ቤተክርስቲያን ኣቦ እዩ፣ ጽሑፋቱ ብግእዝ የለን፣ ኣብ ስንክሳር ኰነ፣ ኣብ መጽሓፈ ሃይማኖተ ኣበው ዉን የለን። ዝያዳ ኣብቲ ምዕራባዊ ክፋል ጥራይ እዩ ዝፍለጥ። ኮይኑ ግና፣ ትምህርቱን መንፈሳዊ መልዕክቱን...

መጽሓፍ ቅዱስ በይኑ 7

መጽሓፍ ቅዱስ በይኑ 7ይ ክፋል. . .መወዳእታ ክፋል ኦርቶዶክሳዊ ሜላ ትሩጓሜ ንእምነትን መንገዲ ኦርቶዶክስን ዝፈለጠ ሰብ፣ ንናይ ፕሮቴስታንት ግጉይ ኣካይዳ ፈጺሙ ክስዕብ ኣይደልይን። ኣነ ዉን ከምኦም፣ ብምሕረት ኣምላኽ ናብ ኦርቶዶክስ ቤተክርስቲያን ምስ ተመልስኩ፣ ዘለኒ...

መጽሓፍ ቅዱስ በይኑ 6

መጽሓፍ ቅዱስ በይኑ 6ይ ክፋል . . .መቀጸልታ ሜላ ቁ.4፦ ታርካዊ ትንታነ[1] ምስ ምብዓለ ዘመንና፣ ስነፍልጠታዊ ሜላታት ዝይዳ በዚሖም። ምስዚ ተታሓሒዙ ዉን፣ ንመጽናዕቲን ትርጉም መጽሓፍ ቅዱስን በዚ ኣካይዳ ከም ዝጽለው ኮይኑ። ፕሮቴስታንት ምስ ግዜ...

ምልክዕቲ ክትመስሊ`ዶ ትደልዪ፧?! ቅ.ዮሓንስ ኣፈወርቅ

 ምልክዕቲ ክትመስሊ`ዶ ትደልዪ፧?! ብቅ.ዮሓንስ ኣፈወርቅ ቅ.ዮሃንስ ኣፈወርቅ ንእብራዉያን መልእክቲ ኣብ ዝቶርገመሉ ዓንቀጽ መበል 28 ክፋል ዝትወስደ ኮይኑ “ብዳርባ እምኒ ተቐትሉ፡ ተመገዙ፡ ተፈተኑ፡ ተሰይፎም ሞቱ፡ ኣጐዛ ኣባጊዕን ዲኖ ኣጣልን ተኺዲኖም ዞሩ፡ ሰኣኑ፡ ጸበቦም፡ ሓሳረ መከራ...

እንታይ ትእምርቲ ተርእየና፧?

ሰለስተ መዓልቲ ጐይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ብስጋ ተገሊጹ ኣብዚ ምድሪ ዝነበረሉ ግዜ፣ ብትምህርቱ፣ ተኣምራቱ፣ ሰናይ ግብሩን ጌሩ ስልጣን ከም ዘለዎ ንኣይሁድ ከርእዮም እንከሎ ኲሉ ግዜ ዝሓትዎ ሕቶ፣ “እንታይ ትእምርቲ ተርእየና“ ዝብል ነበረ። ጐይታ ዉን...

መጽሓፍ ቅዱስ በይኑ 5

መጽሓፍ ቅዱስ በይኑ 5ይ ክፋል . . .መቀጸልታ ሜላ ቁ.2፦ መንፈስ ቅዱስ ቅኑዕ ርድኢት ይህብ ኣብ ትርጉም መጽሓፍ ቅዱስ ዘይሰማምዑ፣ ፕሮቴስታንትናዊ ሕዳሴ ብዝብል ምንቅስቓስ ቡዙሓት ጉጅለታት ክፍጠሩ ምስ ጀመሩ፣ እቲ ካልኣይ ፍታሕ ኮይኑ ዝቐርብ፣...

መጽሓፍ ቅዱስ በይኑ 3

መጽሓፍ ቅዱስ በይኑ 3ይ ክፋል . . .መቀጸልታ ግጉይ ግምት ቁ.3፦ ብዘይ ሓገዝ ቤተክርስቲያን፣ ዝኾነ ሰብ ባዕሉ ብዉልቁ፣ ንመጽሓፍ ቅዱስ ክትርጉም ይኽእል። ቀዳሞት መራሕቲ ፕሮቴስታንት፣ ን “መጽሓፍ ቅዱስ ጥራይ” ዝብል ዶግማ ክማጎትሉ ከለዉ፣ ከም...

መጽሓፍ ቅዱስ በይኑ 2

መጽሓፍ ቅዱስ በይኑ . . . . 2ይ ክፋል ግጉይ ግምት ቁ.2፦ መሰረት ቀዳመይቲ ቤተክርስቲያን መጽሓፍ ቅዱስ ኔሩ፣ ትዉፊት ግና ሰባት ድሕሪ ግዜ ዘተኣታተዉዎ ብልሽዉና እዩ። ብፍላይ ኣብቶም ወንጌላዉያንን ካሪዝማቲክን ዝበሃሉ ጉጅለታት፣ እቲ “ትዉፊት”...