Category: ስግው ቃል

ስግዉ ቃል 1

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሐዱ ኣምላኽ ኣሜን። መዘኻከሪ ሓደ ጽሑፍ ካብ ሓደ ቋንቋ ናብ ካልእ ክትቱርጉሞ ከቢድ እዩ፣ ብፍላይ ናይ ቴኦሎጂካዊ ትርጓሜን፣ ዓሙቊ ጽሑፋዊ ስራሕ ምትርጓም፣ ምርምርን ዝያዳ ጻዕሪን ይሓትት። ብወገነይ፣ ኣንባብያን ዝርድእዎ...

ስግው ቃል ብቅ.ኣትናቴዎስ ዘእስክንድርያ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሐዱ ኣምላክ ኣሜን። “ዝኾነ ሰብ ናይ ቅዱስ ኣትናቴዎስ ጽሑፍ እንተረኺቡ፣ ነቶም ዘይረኽብዎ ምእንቲ ከንብብዎ ወረቐት ዘለዎ ኣብ ወረቐት፣ ወረቐት ዘይብሉ ኣብ ክዳኑ ይጽሓፎ”። ኣባ ቆዝማ (መበል 44 ፓትሪያሪክ ዘእስክንድርያ)...