Category: መንገዲ ባሕታዉያን

ዓለም-ቅ.ኤፍሬም ሶሪያዊ 0

ዓለም-ቅ.ኤፍሬም ሶሪያዊ

ቅዱስ ኤፍሬም ኣብቲ ብዛዕባ ንስሓ ሰብ ነነዌ ዝጸሓፎ መጽሓፍ ብዛዕባ፣ ዓለምን ከንቱነት ዓለምን ዘስፈሮ ብመልክዕ ግጥሚ ካብ ዝተዳለወ ጽሑፍ ዝተወስደ። “ለም፣ ፍቕርኺ ክንደይ ይሕይል፡ ጽባቐኪ ዉን ብዙሕ እዩ፣ የግዳስ ጽባቐኪን ፍትወትክን ንዘለዓለም ኣይጸንዕን። ነባሪ...

መንገዲ ባሕታዉያን 20

መንገዲ ባሕታዉያን 20

ምዕራፍ 20. ጾም ጾም ንቁሕ ንኽትከዉን ይሕግዝ፣ ክትጸዉም ከለኻ ዓቕምካ ክኸዉን ይግባእ። ልዕሊ ዓቕምካ ወይ ዉን ትሕቲ ዓቕምካ ኣይትጹም። ከምዚ እንድሕሪ ኣዘዉቲርካ ንቑሕ ትኸዉን። “ዝዀነ ሰብ ከብዱ ጸጊቡ ብዛዕባ ኣምላኻዊ ነገራት ክሓስብ የብሉን” ይብሉ...

መንገዲ ባሕታዉያን 25

መንገዲ ባሕታዉያን 25

ምዕራፍ 25. ጸሎተ ኢየሱስ ጸሎተ ኢየሱስ ተብሂሉ ዝፍለጥ ጸሎት፣ ብሓፈሻ “ምህለላ”፣ ወይ ዉን “እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ/ ኪርያላይሶን/ኦ ጐይታና ክርስቶስ መሓረና” ኢልና እንጽልዮ ጸሎት እዩ። “ኪርያላይሶን” ግሪካዊ ቃል ኮይኑ፣ ካብ “Kýrie” ማለት “ኣምላኽ ወይ ጐይታ”...

ም.9 ምልላይ ሓሳባትን መናፍስትን 1

ም.9 ምልላይ ሓሳባትን መናፍስትን

መንፈሳዊ ህይወት ኣብ ተግባር ክንነብሮ እንከለና፣ምልላይ ሓሳባትን መናፍስትን ኣድላይ እዩ። ምልላይ መናፍስቲ ካብ ጸጋታት መንፈስ ቅዱስ ሓደ`ዩ /1ይ ቆሮ 12፥10/። መጽሓፍ ቅዱስ «እቶም መናፍስቲ ካብ ኣምላኽ ምዃኖም መርምሩ እምበር ንመንፈስ ዘበለ ኩሉ ኣይትእመንዎ» /1ይ...

መንገዲ ባሕታዉያን 26

 ምዕራፍ 26. ክቡር ዝዋግኣ ጽብቕቲ ዕንቊ /ማቴ 13፥45/   እምበኣር ንስኻ ዘይትረብሕ ኢኻ፣ ፍልጥት ዝረሓቀካ፣ ሰናይ ሓሳብን ግብሪን ዘይብልኻ፣ ናይ ሕሉፍ ተዘኽሮታት ይኹን ናይ መጻኢ መደብ ዘይብልኻ፣ ዘይትጠቅም ድርቡይ፣ ፍጹም ዘይትሰምዕ ኣብ መንገዲ ከም...

መንገዲ ባሕታዉያን 24

ምዕራፍ 24. ካብ ዘኬዎስ ንረኽቦ ትምህርቲ እምበኣር ሕጂ፣ ንስኻ ልክዕ ከም ዘኬዎስ ንጐይት ክትርኢ ኣብ ገረብ ሓዂርካ (ደዪብካ) ኣሎኻ/ሉቃ 19/። ነታ ገረብ ዝሓዀርካያ ብሓሳባት በይኑ፣ ወይ ብስምዒት ኣብ ኣእምሮ ጥራይ ኣይኰነን። ንስኻ ሰብ ኢኻ...

መንገዲ ባሕታዉያን 23

ምዕራፍ 23.  ኣብ እዋን ጸላም ከምቲ ኲነታት ኣየር ካብ ሰግለለት ናብ ጸሓያዊ ኩነት፣ ተመሊሱ ድማ ናብ ዝናባዊ ኩነታት ኣየር ዝቕየር፤ ባህሪይ ወዲ ሰብ ዉን ከምኡ እዩ። ደበናታት ክዉሕዙ ምስ ጀምሩ፣ ጸሓይ ክትሽፈን ምዃና ርዱእ...

መንገዲ ባሕታዉያን 22

ምዕራፍ 22. ስጋዊ ነገራት ተጠቐም ሰባት ብዉህደት ስጋን ነፍሲን ዝቘምና ኢና፣ ክልቲኤን ክፈላለያ ኣይኽእላን። “እንበለ ስጋ እትቀዉም ነፍስ” ስለዝዀነ ነፍሲ ብዘይ ስጋ ንበይና ኣይትቀዉምን። ብህይወት ክንቕጽል ዕማምና ክንዓምም እንተድኣ ኰንና ክልቲኤን ብሓባር ክህልዋን፡ ክዓያን...

መንገዲ ባሕታዉያን 18

 ምዕራፍ 18. ጸሎት-4ይ ክፋል ናይ ንግሆ ጸሎት ምስ ገበርካ፣ ጸሎት በዚ ዘብቀዐ ኣይምሰልኻ። ጸሎት ጌርካ ምስ ወዳእኻ፣ ነዚ ናይ ጸሎት ሃዋሁ ወይ መንፈስ ክትዕቅቦ ይግባእ፣ ዋላ እብታ መዓልቲ ብዙሕ ደስ ዘይብል ነገራት ይግጠመካ፣ ናይ...

መንገዲ ባሕታዉያን 17

 ምዕራፍ 17. ጸሎት-3ይ ክፋል ሓደ ንግሆ ንግሆ ስፖርት ክሰርሕ ዝደሊ ሰብ፣ ድልዱል  ነብሲ ስለዘለዎ ወይ ዉን ልዕሊ ሰቡ ሓያል ስለዝዀነ ኣይኮነን፣ እንታይ ደኣ ነቲ ዘይብሉ ክረክብ፣ ማለት ጭዋዳታቱ ነከደልድል እዩ። ብፍላይ ነዚ ነገር`ዚ ብሙሉእ...