Category: መንፈሳዊ ህይወት

ምስ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዝምድና ክንምስርትን፡ ናብኡ ክንቐርብን፡ ንዕኡ ክንመስል ዝሕግዙና መንገዲታት መንፈሳዊ ማለት ጸሎት፡ ጾም፡ ምጽዋት፡ መጽሓፍ ቅዱስ ምንባብ፡ መንፈሳዊ ምልምማድ ምግባር . . ወዘተ ዘበሉ ኣርእስቲታት ዝምህሩና ጽሑፋት ይእንገድ።

0

ክጸዉም ብቚዕ ድየ፧?

ኣብ ገጠራት ግብጺ ዝዝዉተር ኣዝዩ ኣገዳሲ ቅዱስ ትዉፊት ከካፍለኩም። ኲልና መርሚርና ክንበጽሖ ንኽእል ሓደ ሓቂ ኣሎ። ኲለን ኦርቶዶክሳዉያን ኣኃት ኣብያተ ክርስቲያናት፣ ብሠረት እምነት ማለት ብዶግማ ሙሉእ ምስምማዕ ክህልወን እንከሎ፣ ኣብ ትዉፊት ግና ብገለ መልክዑ...

0

ጾም – ቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቅ

ጾም መድኃኒት እዩ። መድኃኒት፣ ብኣገባብ ንዝተጠቕመሉ ሰባት፣ ብዙሕ ረብሓ ይህብ። በንጻሩ ኣብ ኢድ እቶም ኣጠቃቅሙኡ ዘይፈልጡን፡ ተሞክሮ ዝጎድሎም ሰባትን ግን፣ መድኃኒት ጥቕሚ ዘይብሉ ነገር ይኸዉን። ሓደ ንመድኃኒት ዝወስድ ሰብ ኣጠቃቕማ ናይቲ መድኃኒት ጽቡቕ ጌሩ...

0

“ዝጠፍአት በጊዕ፣ ሳንቲምን፣ ዉሉድን” ቅ. ኣምብሮስ ዘሚላን

ምሕረቱ ዝበዝሐ ንጉስናን ዳኛን፣ ተስፍኡ ካባና ኣይሓብእን። ከም ሕያዋይ ሓኪም ኲሉ ግዜ ፈዉሱ ይነገና። ዋላኻ ካብኡ ዓሊና ንርሓቅ፣ ፈዉሱ ኣይሓብኣልናን እዩ። ቅዱስ ሉቃስ ሰለስተ ምስላታት ብሓደ ጌሩ ስሪኡ ኮፍ ዘበለልና፣ ብዘይ መደብ ኣይኰነን፣ ነዚ...

ክርስቲያናዊ ህይወትናን መስቀል ክርስቶስን 0

ክርስቲያናዊ ህይወትናን መስቀል ክርስቶስን

ሚስጢር ድሕነትና ኣብ መስቀል ናይ ጐይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዝተሓዝአ እዩ። ዓሙቊ ዝዀነ ሚስጢር ድሕነትና ዝተፈጸመሉ ጥራይ ዘይዀነስ፣ መስረትን ምልኣት ክርስቲያናዊ ህይወትና ዉን ዝተጋህደሉ፣ መስቀል እዩ። “ደድሕረይ ኪስዕበኒ ዝደሊ እንተሎ፣ ህይወቱ ቐቢጹ (ነፍሲ ይቕበጽ)፡...

ዓለም-ቅ.ኤፍሬም ሶሪያዊ 0

ዓለም-ቅ.ኤፍሬም ሶሪያዊ

ቅዱስ ኤፍሬም ኣብቲ ብዛዕባ ንስሓ ሰብ ነነዌ ዝጸሓፎ መጽሓፍ ብዛዕባ፣ ዓለምን ከንቱነት ዓለምን ዘስፈሮ ብመልክዕ ግጥሚ ካብ ዝተዳለወ ጽሑፍ ዝተወስደ። “ለም፣ ፍቕርኺ ክንደይ ይሕይል፡ ጽባቐኪ ዉን ብዙሕ እዩ፣ የግዳስ ጽባቐኪን ፍትወትክን ንዘለዓለም ኣይጸንዕን። ነባሪ...

ጸሎት ናይ ዝናሳሕ ሰብ!- ቅ.ኤፍሬም ሶርያዊ 0

ጸሎት ናይ ዝናሳሕ ሰብ!- ቅ.ኤፍሬም ሶርያዊ

ቅዱስ ኤፍሬም ሶሪያዊ፣ ብዛዕባ ሰብ ነነዌ ኣመልኪቱ ዝሃቦ ትምህርቲ ዝተወስደ ጸሎት ኮይኑ፣ ብንስሓ ዝመላለስ  ክርስቲያን ኣንጻር ሰይጣን ክጽልዮ ዝኽእል ጸሎት እዩ። እቲ ጽሑፍ ብቋንቋ ሶርያ፣ ብግጥሚ መልክዕ ዝተዳለወ እዩ፣ ብሩኽ ንባብ። “ኦ እግዚአብሔር ኣምላኸይ፣ ኣምላኽ...

ተግሳጽ ዘቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቅ

ተግሳጽ ዘቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቅ

ፍቑራት ምእመናን፣ ብዛዕባ ኣስቆረታዊ ይሁዳ እንታይ ክንብል ኢና። ንጐይትኡ ኣሕሊፉ ዝሃበ ይሁዳ ብምንታይ ንገልጾ። ንሱ ሓደ ካብቶም ዓሰርተው ክልተ ክነሱ ናብቶም ሊቃነ ካህናትን ሽሟሙንትን ከይዱ፣ “ኣነ ኣሕሊፈ ክህበኩም፣ ክንደይ ትኸፍሉኒ፧” በሎም። ሰላሳ ዲናር ክኸፍልዎ...

ተግሳጽ ዘቅዱስ ኣትናቴዎስ ዘእስክንድርያ

ተግሳጽ ዘቅዱስ ኣትናቴዎስ ዘእስክንድርያ

ክርስቶስ ስለዘፍቀረና፣ መጺኡ ባዕሉ ምእንታና ሞይቱልና። ብሓጢኣት ንገዛእ ርእስና ምስ ኣማሰንናያ፣ ፈጢሩ ሱቅ ኢሉ ኣይሓደገናን። ካብ ሰማያት መጺኡ፣ ምእንታና መከራ ጸጊቡ፣ ህይወቱ ሂቡና። ከም ሓኪም ክፍዉሰና፣ ብግህዶ መጽአ። ካብ ሕማምና ክፍዉሰና ጥራይ ኣይኰነን ዝምጽአ፣ እንታይ...

ምዕዶ-ካብ ቃል ኣረጋዊ መንፈሳዊ 0

ምዕዶ-ካብ ቃል ኣረጋዊ መንፈሳዊ

ኣረጋዊ መንፈሳዊ፣ ሓደ ካብቶም ንመጽሓፈ መነኮሳት ካብ ዝጸሓፉ ኣቦ ኮይኑ፣ ብዛዕባ ምንኩስናዊ ህይወት፡ ብዛዕባ መንፈሳዊ ገድሊታትን፡ ብዛዕባ ነፍስኻ ኣንጺህኻ ብቅድስና ከመይ ንዓቢን ከመይ ናብ ምስሊ ወልደ እግዚአብሔር ብትሕትና፡ ብምሕረት፡ ብምልግሲ፡ ብመንፈስዊ ገድሊ ክንዓቢ ንኽእል...

ወዲ ሰራሕ ማዕጾ ዝብኢ በልዖ 0

ወዲ ሰራሕ ማዕጾ ዝብኢ በልዖ

ብሕትዉና /ናይ ጽሞና ግዜ / (Retreat) ሰላም ንዓኩም፣ እዚ ሕጂ እተንብብዎ ዘለኹም ጽሑፍ፣ ንኩልና ዝኸዉን ዉን እንተዀነ፣ ብዝያዳ ግና ነቶም ኣብ ቤተክርስቲያን እተገልግሉ ካህናት፡ ዲያቆናት፡ መማህራን ትምህርቲ ሰንበት፡ መዘምራን ብሓፈሻ ንኲሎም ኣገልገልቲ ቤተክርስቲያን ዝኸዉን...