Category: ቅድስት ድንግል ማርያም

ሞት ብሔዋን ህይወት ብማርያም ቅ.ኤጲፋንዮስ ዘሳላሚስ 0

ሞት ብሔዋን ህይወት ብማርያም ቅ.ኤጲፋንዮስ ዘሳላሚስ

“ኦ ምልእተ ጸጋ፣ እግዚአብሔር ምሳኺ እዩሞ፣ ደስ ይበልኺ” /ሉቃ 1፥28/ ። እዚ ቃል`ዚ ነታ፣ ካልአይቲ ሔዋን ዝተነግረ እዩ። ሔዋን “ኣደ ዂሉ ህያው” /ዘፍ 3፥20/ ተባሂላ ኣላ፣ እዚ ግና፣ ብምስላ ንቅድስት ድንግል ማርያም ዝተንግረ እዩ።...

1

ቄርሎስን ንስጥሮስን (በእንተ ሰባክያን!)

መእተዊ ዕላማ ሓደ ኦርቶዶክሳዊ ትምህርቲ፡ ሰማዕቲ ብሕልኽላኽ ሓረጋትን ክርድእዎ ዘይክእሉ ዓበይቲ ምሥጢራትን ገለጻታትን ጌርካ ምስድማም፣ ሊቅነትካ ምእንቲ ክትፍለጥ፡ ብእተፈላለዩ ልሳናት፡ ደረኻ ሰማዕትኻ ገምጊምካ ኣድናቖት ምእካብ፡ ብኣኡ መጠን ከኣ ሰዓብቲ ምጥራይ፣ ኣቦታት እናነብዑ ዝመሃርዎ፡ ጥራኅ...

0

ፍልሰተ ስጋሃ ለማርያም-ካብ ስንኪሳር

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን። በዚ ሎሚ ዕለት 16 ነሓሰ፣ ስጋ ቅድስት ድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላኽ ናብ ሰማይ ዝዓረገሉ እዩ። ድሕሪ ዕረፍቲ ቅድስት ድንግል ማርያም፣ ኲሎም ሓዋርያት ካብኦም ብምፍላያ ኣዝዮም ይሓዝኑ...

1

ቅድሚ ምፍጣር ዓለም ኣብ ሕሊና ኣምላኽ ነበረት

“ወላዲተ ኣምላክ ነበረት እምቅድመ ይትፈጠር ዓለም በሕሊና ኣምላክ” ነዚ ቃል እዚ ክሰምዑ እንከለዉ፣ ገለ ዝስንብዱ፣ ገለ ዝግረሙ፣ ገለ ዝደናገሩ፣ ገለ ዉን ዝሓርቁ ኣይሰኣኑን። ገለ ሚስጢር ኣምላኽ ዘይተረድኡ የዋሃን ድማ፣ ነዚ ቃል`ዚ ሰሚዖም ናብ ካልእ...

0

ዳግማዊት ሔዋን-ድንግል ማርያም

መጽሓፍ ቅዱስ፣ ንጐይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ፣ “ዳግማይ ኣዳም” ወይ “ሰማያዊ ኣዳም” ኢሉ ይጽዉዖ። ናይቲ ዝወደቐ ኣዳም መተካእታ ኮይኑ ዝመጽአ ባዕሉ መድሓኒ ዓለም ክርስቶስ እዩ። ሮሜ 5፥10-መፈ 1ይ ቆሮ 15፥45-49። “ኣዳም ከኣ ምስሊ እቲ ዚመጽእ...

1

ሕዳር ጽዮን! ቅድስት ድንግል ማርያም

እንዃዕ ናብ በዓል ቅድስት ድንግል ማርያም-ሕዳር ጽዮን ኣብጽሓና። ኣብዚ ዕለት`ዚ ዳርጋ ሙሉእ ኣስመራን፣ ብዙሓት ዓዲታትን ንግደት ይገብራ፣ በዓል ወላዲተ ኣምላክ ቅድስት ድንግል ማርያም ብምኽባር፣ ተማቐልቲ በረኸትን፣ ተሳተፍቲ ሰማያዊ ኽብሪ ይዀኑ። ብፍላይ ካብ ጐደና ሓርነት...