Category: ነገረ ማርያም

ብዛዕባ ቅድስት ድንግል ማርያም፣ ክብረታ፡ ወላድተ ኣምላኽ ምኳና፡ ዘለኣለማዊ ድንግልናኣን፡ ኣማላዲነታን ዝምህረና ትምህርቲ።

ሞት ብሔዋን ህይወት ብማርያም ቅ.ኤጲፋንዮስ ዘሳላሚስ 0

ሞት ብሔዋን ህይወት ብማርያም ቅ.ኤጲፋንዮስ ዘሳላሚስ

“ኦ ምልእተ ጸጋ፣ እግዚአብሔር ምሳኺ እዩሞ፣ ደስ ይበልኺ” /ሉቃ 1፥28/ ። እዚ ቃል`ዚ ነታ፣ ካልአይቲ ሔዋን ዝተነግረ እዩ። ሔዋን “ኣደ ዂሉ ህያው” /ዘፍ 3፥20/ ተባሂላ ኣላ፣ እዚ ግና፣ ብምስላ ንቅድስት ድንግል ማርያም ዝተንግረ እዩ።...

0

ፍልሰተ ስጋሃ ለማርያም-ካብ ስንኪሳር

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን። በዚ ሎሚ ዕለት 16 ነሓሰ፣ ስጋ ቅድስት ድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላኽ ናብ ሰማይ ዝዓረገሉ እዩ። ድሕሪ ዕረፍቲ ቅድስት ድንግል ማርያም፣ ኲሎም ሓዋርያት ካብኦም ብምፍላያ ኣዝዮም ይሓዝኑ...

1

ቅድሚ ምፍጣር ዓለም ኣብ ሕሊና ኣምላኽ ነበረት

“ወላዲተ ኣምላክ ነበረት እምቅድመ ይትፈጠር ዓለም በሕሊና ኣምላክ” ነዚ ቃል እዚ ክሰምዑ እንከለዉ፣ ገለ ዝስንብዱ፣ ገለ ዝግረሙ፣ ገለ ዝደናገሩ፣ ገለ ዉን ዝሓርቁ ኣይሰኣኑን። ገለ ሚስጢር ኣምላኽ ዘይተረድኡ የዋሃን ድማ፣ ነዚ ቃል`ዚ ሰሚዖም ናብ ካልእ...

ብስራተ ገብርኤል 2

ብስራተ ገብርኤል

ነዛ ጽሕፍቲ መን ከም ዘዳለዋ ብልክዕ ክፍለጥ ኣይተካእለን፣ ብትዉፊት ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈ-ወርቅ ከም ዝጸሓፋ እዩ ዝንገር፣ ኮይኑ ግና ብዙሓት ናይ ታሪክ ተመራመርቲ፣ ንሱ ከም ዘይጸሓፋ ይኣምኑ። ገለገለ ዉን ናይ ቅዱስ ባሲልዮስ ዘቂሳርያ ወደ መዝሙር...

ፍልሰታ-ቅነ ቅድስት ድንግል ማርያም

ፍልሰታ-ቅነ ቅድስት ድንግል ማርያም

ፍልሰታ-ቅነ ቅድስት ድንግል ማርያም በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሐዱ ኣምላኽ ኣሜን። ኣብ ኲሉ ዓለም ዘለና ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ክርስቲያናት፣ ካብ ባሕቲ ነሓሰ ክሳብ ኪዳነ ምሕረት (ካብ ዕለት1-16 ግእዝ) ፍልሰታ ብምባል፣ ብጾም ናብ እግዚአብሔር ኣምላኽ...

ትንቢት ፍልሰት ቅድስት ድንግል ማርያም

ትንቢት ፍልሰት ቅድስት ድንግል ማርያም

ትንቢት ፍልሰት ቅድስት ድንግል ማርያም “ዎ እግዚኣብሄር፣ ንስኻን፡ታቦት ሓይልኻን ተንስእ፣ ናብ ቦታ ዕረፍትኻ ንዓ።” እዚ መዝሙር  (መዝ 132፥8) ኩሎም ነብያተ እስራኤል ዝዝምርዎ ዝንበረ ናይ ዳዊት መዝሙር እዩ። ነዚ ቃል ኣጸቢቕና ምስ ንምርምሮ ብዙሕ ሚስጢር...

ናይ ወላዲተ ኣምላኽ ወንጌል

ናይ ወላዲተ ኣምላኽ ወንጌል-ኒኮላይ ቨሊሚሮቪች ኣዲኡ ኸኣ ነቶም ተዓጠቕቲ፣ “ንሱ ዚብለኩም ኵሉ ግበሩ” በለቶም። ዮሃ 2፥5 ንኹሎም ኣመንቲ ዝኸዉን ናይ ፍስሃ ቃል እምበኣር እዚ እዩ። ንሳ እዛ ኣብ ምድሪ ኣንከሎ ምስኡ ፍጹም ሓድነት ዝነበራ፣...

ድንግል ማርያም ኣብ ድርሳን ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ 2

ድንግል ማርያም ኣብ ድርሳን ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ 2 መበል 26 ክፋል፥35 35. ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ ብዛዕባ ብስራተ ገብርኤል ኣመልኪቱ ኣብ ዝደረሶ ድርሳን ከምዚ በለ። መልኣክ ንቅድስት ድንግል ማርያም ከምዚ ኢሉ ኣበሰራ፣ “ተፈሥሒ ኦ ማርያም...

ድንግል ማርያም- ብቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቅ

ቅድስት ድንግል ማርያም- ብ ቃል ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ ኣብ ሓሙሻይ ክፍለ ዘመን ናይ ቁስጥቲንያ ሊቀ ጳጳስ ዝነበረ ቅዱስ ዮሃንስ፣ ብዙሕ ድርሳናት ዝደረሰ፣ ናይ ጥበብ ሰብ ነበረ። ቤተክርስቲያን ስለቲ ንሱ ዝገብሮ ወንጌል ናይ ምስባኽ ጻምኡን፣...