Category: ነገረ ቤተክርስቲያን

ብዛዕባ ኣጽናፋዊት፡ ሓዋሪያዊት፡ ልዕሊ ኲሉ ዝዀነ ሓንቲን ቅድስትን ቤተክርስቲያን ዝምህረና ትምህርቲ።

0

ክጸዉም ብቚዕ ድየ፧?

ኣብ ገጠራት ግብጺ ዝዝዉተር ኣዝዩ ኣገዳሲ ቅዱስ ትዉፊት ከካፍለኩም። ኲልና መርሚርና ክንበጽሖ ንኽእል ሓደ ሓቂ ኣሎ። ኲለን ኦርቶዶክሳዉያን ኣኃት ኣብያተ ክርስቲያናት፣ ብሠረት እምነት ማለት ብዶግማ ሙሉእ ምስምማዕ ክህልወን እንከሎ፣ ኣብ ትዉፊት ግና ብገለ መልክዑ...

0

መሐደሲ ህየትና መንፈስ ቅዱስ- ብቅ. ደዲሞስ ዓይነ-ስዉር

ቅዱስ ደዲሞስ ዘእስክንድርያ (318-398 ዓ.ም.)፣ ዘይከም ካልኦት ሊቃዉንቲ ክህነት ይኹን ዲቁና ዘይነበሮ፣ ዘይከም ካልኦት ሙሉእ ኣካላት ዘይነበሮ ዓይነ ስዉር፣ ብቅዱስ ኣትናቴዎስ ዘሓዋርያ መምህር ናይ ትርጓሜ ቤት ትምህርቲ ናይ እስክንርያ ክኸዉን ዝተመርጸ፣ ሊቅ ኣቦ እዩ።...

2009 ግእዝ ካላንደር 1

2009 ግእዝ ካላንደር

ኣካል ናይ ኦርቶዶክስ ቤተክርስቲያን ዝዀነ ኣማኒ፣ ሓድሽ ዓመቱ ኣብ መስከረም እዩ። ኣብ ኲለን ናይ ኦርቶዶክስ ኣብያተ ክርስቲያናት፣ ግብጺ፡ ኤርትራ፡ ኢትዮጲያ፡ ኣርሜንያ፡ ህንዲ፡ ሩስያ፡ ግሪክ፡ ኣንጾክያ፡ ሶርያ. . . . ኲለን ናብ ምብራቅ ይዂና ናይ...

ሶሙነ ሕማማት-ቤተክርስቲያን ንክርስቶስ ዝተመርዓወትሉ ቅነ 0

ሶሙነ ሕማማት-ቤተክርስቲያን ንክርስቶስ ዝተመርዓወትሉ ቅነ

እንዃዕ ናብቲ ንሕማማትን ስቕያትን ክርስቶስ ኣምላኽና ንዝኽረሉ፣ ሶሙን ኣብጽሓና። ብንስሓ ንቐርበሉ፣ ሓጢኣትና ንናዘዘሉን፣ ብመንፈስን ሓቂን ንሰግደሉ ቅነ ይግበረልና። እዚ ሶሙን`ዚ፣ ቤተክርስትያን ምስቲ ሓቀኛ መርዓዊዓ፣ ጐይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ቅድሚ 2000 ዘመን ዝተመርዓወትሉ ግዜን፣...

ምዕዶ-ካብ ቃል ኣረጋዊ መንፈሳዊ 0

ምዕዶ-ካብ ቃል ኣረጋዊ መንፈሳዊ

ኣረጋዊ መንፈሳዊ፣ ሓደ ካብቶም ንመጽሓፈ መነኮሳት ካብ ዝጸሓፉ ኣቦ ኮይኑ፣ ብዛዕባ ምንኩስናዊ ህይወት፡ ብዛዕባ መንፈሳዊ ገድሊታትን፡ ብዛዕባ ነፍስኻ ኣንጺህኻ ብቅድስና ከመይ ንዓቢን ከመይ ናብ ምስሊ ወልደ እግዚአብሔር ብትሕትና፡ ብምሕረት፡ ብምልግሲ፡ ብመንፈስዊ ገድሊ ክንዓቢ ንኽእል...

ዲድኣኬ-2 0

ዲድኣኬ-2

ካልኣይ ክፋል፣ ስርዓት ቤተክርስቲያን ጥምቀት ብዛዕባ ጥምቀት፣ ኩሉኹም ክትጥመቁ ይግባእ። ቅድም ነዚ ኹሉ ይድገምዎ፣ ደሓር ግና ኣብ ፈሳሲ (ከያዲ) ማይ[1]፣ ብስም ኣብን፡ ወልድን፡ መንፈስ ቅዱስን ኣጥምቅዎም። ፈሳሲ ማይ እንድሕሪ ዘይተረኽበ ኸኣ፣ ኣብ ዝዀነ ማይ...

ዲድኣኬ-1 1

ዲድኣኬ-1

ዲድኣኬ- ትምህርቲ ሓዋርያት ቀዳማይ ክፋል ብዛዕባ ክልተ መንገዲ መንገዲ ህይወት 1. ክልተ መንገዲ ኣለዋ፣ ሓንቲ ናብ ህይወት ተብጽሕ፣ እታ ሓንቲ ድማ ናብ ሞት ተበጽሕ። ኣብ መንጎ እዞም ክልተ መንገዲታት ድማ ኣዝዩ ብዙሕ ፍልልይ ኣሎ።...

ብዛዕባ ዲድኣኬ እንታይ ትፈልጡ?!!! 1

ብዛዕባ ዲድኣኬ እንታይ ትፈልጡ?!!!

ዲድኣኬ- ብ12 ሓዋርያት ናብ ኣህዛብ ዝተሰብኸ ናይ ጐይታ ትምህርቲ በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ ኣሜን። ዲድኣኬ ማለት ቃል ብቃሉ ካብ ዲዳስኬን ዝብል ናይ ግሪክ ቃል  ዝተወስደ ኮይኑ፣ “ትምህርቲ ምምሃር” ማለት እዩ። ኣብ...