Category: ኣፈወርቅ

0

ጾም – ቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቅ

ጾም መድኃኒት እዩ። መድኃኒት፣ ብኣገባብ ንዝተጠቕመሉ ሰባት፣ ብዙሕ ረብሓ ይህብ። በንጻሩ ኣብ ኢድ እቶም ኣጠቃቅሙኡ ዘይፈልጡን፡ ተሞክሮ ዝጎድሎም ሰባትን ግን፣ መድኃኒት ጥቕሚ ዘይብሉ ነገር ይኸዉን። ሓደ ንመድኃኒት ዝወስድ ሰብ ኣጠቃቕማ ናይቲ መድኃኒት ጽቡቕ ጌሩ...

0

መልክእኽቲ ፋሲጋ-ቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቅ

በሰመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስን አሐዱ አምላኽን አሜን።  ቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቅ ኣብ 4ይ ክፍለ ዘመን ዝጸሓፈ መልእክቲ ኮይና፣ ኣብ ኩለን ኣብያተ ክርስቲያናት ኣብ በዓል ፋሲጋ ማለት ኣብ ዕለት ትንሳኤ ድሕሪ ሊጦን እትንበብ፣ ብልጽቲ መጸናንዒት መልእክቲን እያ። ኣብ መጽሓፈ...

ተግሳጽ ዘቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቅ

ተግሳጽ ዘቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቅ

ፍቑራት ምእመናን፣ ብዛዕባ ኣስቆረታዊ ይሁዳ እንታይ ክንብል ኢና። ንጐይትኡ ኣሕሊፉ ዝሃበ ይሁዳ ብምንታይ ንገልጾ። ንሱ ሓደ ካብቶም ዓሰርተው ክልተ ክነሱ ናብቶም ሊቃነ ካህናትን ሽሟሙንትን ከይዱ፣ “ኣነ ኣሕሊፈ ክህበኩም፣ ክንደይ ትኸፍሉኒ፧” በሎም። ሰላሳ ዲናር ክኸፍልዎ...

ቀኖና ብዛዕባ ብልዒ 7

ቀኖና ብዛዕባ ብልዒ

ሰላም ክርስቶስ ምስ ኲሉኹም ይኹን፣ ዝኸብርኩም ተከታተልቲ እዛ ብሎግ እዚኣ፣ ኣብ ዝሓለፈ ግዜ ብዙሓት ሰባት፣ ብዛዕባ ዘይብልዑን ዝብልዑን፣ ዓይነት እንስሳታት ኣብ ፍትሃ ነገስት እንተሃልዩ ቶርጊመ ከቕርብ ሓቲትኩምኒ ኔርኩም። ብተወሳኺ፣ ትርጉም 1ይ ጢሞ 4፥4 ቃል...

ጾም-ቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቅ

ጾም-ቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቅ

  ጾም መድሃኒት እዩ። መድሃኒት ፣ ብኣገባብ ንዝተጠቕመሉ ብዙሕ ረብሓ ዝህብ፣ በንጻሩ ኣብ ኢድ ኣጠቃቅሙኡ ዘይፈልጡ ተሞክሮ ዝጎድሎም ሰባት ግን ጥቕሚ ዘይብሉ ነገር እዩ። ሓደ መድሓኒት ዝወስድ ሰብ፣ ሰዓት ክንደይ ክወስዶ ኣለዎ፣ ክንዲ ምንታይ...

መልእክቲ ፋሲጋ-ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ 1

መልእክቲ ፋሲጋ-ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ

በሰመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስን አሐዱ አምላኽን አሜን። ቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቅ ኣብ 4ይ ክፍለ ዘመን ዝጸሓፈ መልእክቲ ኮይና፣ ኣብ ኩለን ኣብያተ ክርስቲያናት ኣብ በዓል ፋሲጋ ማለት ኣብ ዕለት ትንሳኤ ድሕሪ ሊጦን እትንበብ፣ ብልጽቲ መጸናንዒት መልእክቲን እያ። ኣብ መጽሓፈ ሕማማት...

መልእክቲ ልደት-ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ

ዓብን ዘድንቅ ሚስጢርን ኣስትዉዕሉ! ኣብ እዝነይ ናይ ጓሶት መዝሙር ይመላለሰኒ ኣሎ። ጥዑም ዝደሃዩ ሻምቡቆ ኣይኰነን፣ እንታይ ደኣ ዝማሬ ሰማያት ደኣ እምበሪ። መላኣኽቲ ዘመሩ። ሊቃነ መላእክቲ ዉን ብሕብረት ድምጾም ኣወሃሃዱ። ኪሩቤል ጥዑም ምስጋንኦም ዘመሩ። ሱራፍኤል...

ስም ጐይታ ኢየሱስ-ቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቅ

ካብ መበል ታሽዓይ ክፋል ትርጓሜ ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ ዝተወስደ ሓጺር ትምህርቲ! “ብቓል ኰነ ወይስ ብግብሪ እትገብርዎ ዘበለ ዅሉ ብስም ጐይታና የሱስ ግበርዎ፡ ብእኡ ኸኣ ንእግዚኣብሄር ኣቦ ኣመስግንዎ።” ቆላ 3፥17 ስም ክርስቶስ ኣብ ዝተጸዉዓሉ ኣጋጣሚ፣...

ምልክዕቲ ክትመስሊ`ዶ ትደልዪ፧?! ቅ.ዮሓንስ ኣፈወርቅ

 ምልክዕቲ ክትመስሊ`ዶ ትደልዪ፧?! ብቅ.ዮሓንስ ኣፈወርቅ ቅ.ዮሃንስ ኣፈወርቅ ንእብራዉያን መልእክቲ ኣብ ዝቶርገመሉ ዓንቀጽ መበል 28 ክፋል ዝትወስደ ኮይኑ “ብዳርባ እምኒ ተቐትሉ፡ ተመገዙ፡ ተፈተኑ፡ ተሰይፎም ሞቱ፡ ኣጐዛ ኣባጊዕን ዲኖ ኣጣልን ተኺዲኖም ዞሩ፡ ሰኣኑ፡ ጸበቦም፡ ሓሳረ መከራ...