Category: ዓምዲ ጸሎት

0

ጸሎት ስምዖን ዓምዳዊ

ዓርቢ ሰዓት 3 ናይ ለይቲ ዝጽለ ጸሎት ኦ ጐይታይ ኢየሱስ ክርስቶስ፣ እቶም ንዓኻ ዝሰቐሉ ናባኻ ምስ መጽኡ፣ “ንመን ትደልዩ ኣለዂም?” ኢልካ ሓተትካዮም፣ ንሳቶም ዉን “ንኢየሱስ ናዝራዊ” ኢሎም መለሱልካ። ንስኻ ድማ፣ “ነዚኣቶም ሕደግዎም ይኺዱ፣ እኔዂ...

ጸሎት-ካብ ድርሳን ኣርጋዊ መንፈሳዊ 0

ጸሎት-ካብ ድርሳን ኣርጋዊ መንፈሳዊ

ዓርቢ ሰዓት 12 ዝንበብ ካብ ቃል ኣረጋዊ መንፈሳዊ-ድርሳን 25 “ኦ ምእንቲ ኣልኣዛር ዝነባዕኻን ዝበኸይኻን ኣምላኸይ፣ ናተይ ዝመረረ ሓዘነይ ንብዓተይን ተቐበል። ብሕማማትኻ ሕማመይ ፈዉስ፣ ብኣቚሳልካ ነቊሳለይ ኣጥዒ፣ ደምኻ ኣብ ደመይ ሓዉሶ፣ ናይ ህይወት መኣዛ ዝዀነ...

0

ጸሎት ስምኦን ኣምዳዊ- ናይ ሆሳእና ዋዜማ

ቅ. ስምኦን ኣምዳዊ ዝጸለዮ ኣብ ናይ ሆሳእና ዋዜማ ዝጽለ ጸሎት። ቅዱስ ስምኦን ኣብ ከባቢ 5ይ ክ/ዘ ዝነበረ፣ ቅዱስ ኣቦ ኮይኑ፣ ኣብ ሓንቲ ዓንዲ ን45 ዓመት ከየወረደ ብምጽላዩ፣ እዩ ዝፍለጥ። ኣብ 392 ዓም ኣብ ኣንጾክያ...

0

ጸሎት ዓርቢ ስቕለት- ቅ.ስምኦን ኣምዳዊ

ናይ ቅዱስ ስምኦን ኣምዳዊ ጸሎት፣ ዓርቢ ወጋሕታ ዝጽለ ኦ ጐይታይ ኢየሱስ ክርስቶስ፣ ከምቲ ንዓካ ናይ ድሕሪት ኣሲሮም ናብ ናይ ሊቀ ካህናት መጋብኣያ ዝወሰዱኻ፣ ከምኡ ዉን ንዓይ እሰረኒ እሞ፣ ናብታ ወሃቢ ህይወት (ማህየዊት) ዝዀነ ቤትኻ...

ጸሎት ዘዘዉትር ብትግሪኛ

ብስም አቦን ወልድን መንፈስ ቅዱስን ሓደ ኣምላኽ ብዝኸዉን ብቅድስት ስላሴ እናተማሕጸንኩን ኣብ ቅድሚ እዛ ኣደይ  ዝኾነት ቤተ ክርስቲያን፣ ሰይጣን እኽሕደካ ኣሎኹ። ንሳዉን ናይ ዘለዓለም ጸግዐይ ምስክረይ ዝኾነት ማርያም እያ።  ነአኵተከ  ኦ ጐይታ ነመስግነካን ነኽብረካን...