ቀዳመይቲ መልእክቲ ፋሲጋ-ቅዱስ ጎርጎርዮስ ዘኢንዘናዙ
ሎሚ መዓልቲ ትንሳኤ እዩ። ምጅማሩ ድማ ብዙሕ በረኸት ኣለዎ። እምበኣር ነዚ በዓል ብድሙቅ መገዲ ንሓልዎ፣ ነንሕድሕድና ዉን ንፋቐር። “የሕዋተየ ሓፍተየ” ንበሃሃል። ዋላ ነቶም ዝጸልኡና የሕዋት ንበሎም። ብፍላይ ድማ ነቶም፣ ንዓና ካብ ዘለዎም ፍቕሪ ዝተላዕለ...
ሎሚ መዓልቲ ትንሳኤ እዩ። ምጅማሩ ድማ ብዙሕ በረኸት ኣለዎ። እምበኣር ነዚ በዓል ብድሙቅ መገዲ ንሓልዎ፣ ነንሕድሕድና ዉን ንፋቐር። “የሕዋተየ ሓፍተየ” ንበሃሃል። ዋላ ነቶም ዝጸልኡና የሕዋት ንበሎም። ብፍላይ ድማ ነቶም፣ ንዓና ካብ ዘለዎም ፍቕሪ ዝተላዕለ...
የሕዋተየ! ካብ በዓል ናብ በዓል፣ ካብ ጸሎት ናብ ጸሎት፣ ካብ ቅዱስ መዓልቲ ናብ ቅዱስ መዓልቲ ምስግጋርን ምሕላፍን ክንደይ ደስ የብል። እምበኣር ብፋሲጋ ኣቢልና ሓድሽ ምጅማር ንፍልመሉ እዋን በጺሑ ኣሎ። ቅዱስ ፋሲጋ፣ ጐይታና መስዋእቲ ዝዀነሉ...
ዓርቢ ሰዓት 3 ናይ ለይቲ ዝጽለ ጸሎት ኦ ጐይታይ ኢየሱስ ክርስቶስ፣ እቶም ንዓኻ ዝሰቐሉ ናባኻ ምስ መጽኡ፣ “ንመን ትደልዩ ኣለዂም?” ኢልካ ሓተትካዮም፣ ንሳቶም ዉን “ንኢየሱስ ናዝራዊ” ኢሎም መለሱልካ። ንስኻ ድማ፣ “ነዚኣቶም ሕደግዎም ይኺዱ፣ እኔዂ...
ምሕረቱ ዝበዝሐ ንጉስናን ዳኛን፣ ተስፍኡ ካባና ኣይሓብእን። ከም ሕያዋይ ሓኪም ኲሉ ግዜ ፈዉሱ ይነገና። ዋላኻ ካብኡ ዓሊና ንርሓቅ፣ ፈዉሱ ኣይሓብኣልናን እዩ። ቅዱስ ሉቃስ ሰለስተ ምስላታት ብሓደ ጌሩ ስሪኡ ኮፍ ዘበለልና፣ ብዘይ መደብ ኣይኰነን፣ ነዚ...
ፈታዉየይ ኣለኒ፣ በዓላ ሓዳር እዩ። ኣጋጣሚ ኣብ ግዜ ቅዳሴ፣”ድሕነት እንልምነኪ. . . ” ዝብል ሓረግ ምስ ሰምዐ፤ ምርባጽ ብዘለዎ ስምዒት፣ “ማርያም`ዶ ተድሕን እያ፧?” ቢሉ ዱብ ኣበለለይ፣ ኣነዉን ህዉክ ኢለ “ኣይኰነን ማርያምሲ፣ በዓልቲ ቤትካዉን ከተድሕን...
ንመንፈሳዊ ህይወትና ካብ ዘደልድሉ፣ ዝዓበየ መንፈሳዊ መገዲ፣ ጾም እዩ። ኣገዳሲነት ናይ ጾም ዉን ብብዙሕ ጽሑፋት ተነጊሩና ኣሎ። ካብ ነነዌ ዝመቦቀሉ ቅዱስ ይስሃቅ ሶርያዊ፣ ጾም መንፈሳዊ መሳርሒ ምዃኑ ኣብ ዝገለጸሉ ጽሑፍ ከምዚ ኢሉና። “መድኃኒ ዓለም...
ሚስጢር ድሕነትና ኣብ መስቀል ናይ ጐይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዝተሓዝአ እዩ። ዓሙቊ ዝዀነ ሚስጢር ድሕነትና ዝተፈጸመሉ ጥራይ ዘይዀነስ፣ መስረትን ምልኣት ክርስቲያናዊ ህይወትና ዉን ዝተጋህደሉ፣ መስቀል እዩ። “ደድሕረይ ኪስዕበኒ ዝደሊ እንተሎ፣ ህይወቱ ቐቢጹ (ነፍሲ ይቕበጽ)፡...
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን። በዚ ሎሚ ዕለት 16 ነሓሰ፣ ስጋ ቅድስት ድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላኽ ናብ ሰማይ ዝዓረገሉ እዩ። ድሕሪ ዕረፍቲ ቅድስት ድንግል ማርያም፣ ኲሎም ሓዋርያት ካብኦም ብምፍላያ ኣዝዮም ይሓዝኑ...
“ወላዲተ ኣምላክ ነበረት እምቅድመ ይትፈጠር ዓለም በሕሊና ኣምላክ” ነዚ ቃል እዚ ክሰምዑ እንከለዉ፣ ገለ ዝስንብዱ፣ ገለ ዝግረሙ፣ ገለ ዝደናገሩ፣ ገለ ዉን ዝሓርቁ ኣይሰኣኑን። ገለ ሚስጢር ኣምላኽ ዘይተረድኡ የዋሃን ድማ፣ ነዚ ቃል`ዚ ሰሚዖም ናብ ካልእ...