Tagged: መርዓት

ሶሙነ ሕማማት-ቤተክርስቲያን ንክርስቶስ ዝተመርዓወትሉ ቅነ 0

ሶሙነ ሕማማት-ቤተክርስቲያን ንክርስቶስ ዝተመርዓወትሉ ቅነ

እንዃዕ ናብቲ ንሕማማትን ስቕያትን ክርስቶስ ኣምላኽና ንዝኽረሉ፣ ሶሙን ኣብጽሓና። ብንስሓ ንቐርበሉ፣ ሓጢኣትና ንናዘዘሉን፣ ብመንፈስን ሓቂን ንሰግደሉ ቅነ ይግበረልና። እዚ ሶሙን`ዚ፣ ቤተክርስትያን ምስቲ ሓቀኛ መርዓዊዓ፣ ጐይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ቅድሚ 2000 ዘመን ዝተመርዓወትሉ ግዜን፣...