Tagged: መባእታዊ ህይወት ክርስትና

ዲድኣኬ-1 1

ዲድኣኬ-1

ዲድኣኬ- ትምህርቲ ሓዋርያት ቀዳማይ ክፋል ብዛዕባ ክልተ መንገዲ መንገዲ ህይወት 1. ክልተ መንገዲ ኣለዋ፣ ሓንቲ ናብ ህይወት ተብጽሕ፣ እታ ሓንቲ ድማ ናብ ሞት ተበጽሕ። ኣብ መንጎ እዞም ክልተ መንገዲታት ድማ ኣዝዩ ብዙሕ ፍልልይ ኣሎ።...