Tagged: መንፈሳዊ ህይወት ኣብ ግብሪ

ም.9 ምልላይ ሓሳባትን መናፍስትን 1

ም.9 ምልላይ ሓሳባትን መናፍስትን

መንፈሳዊ ህይወት ኣብ ተግባር ክንነብሮ እንከለና፣ምልላይ ሓሳባትን መናፍስትን ኣድላይ እዩ። ምልላይ መናፍስቲ ካብ ጸጋታት መንፈስ ቅዱስ ሓደ`ዩ /1ይ ቆሮ 12፥10/። መጽሓፍ ቅዱስ «እቶም መናፍስቲ ካብ ኣምላኽ ምዃኖም መርምሩ እምበር ንመንፈስ ዘበለ ኩሉ ኣይትእመንዎ» /1ይ...

ም.8 ንጽህና (ድንግልና) 1

ም.8 ንጽህና (ድንግልና)

ስለምንታይ እዩ፣ ኣምላኽ ንደቂ ሰባት ኣንጻረ ጾታ ጌሩ ዝፈጠረ፧ ንክንፋረይ ጥራይ ድዩ፧ ብጹእ ጳጳስ ኣባ ሙሳ ናይዚ ምክንያት ብከምዚ መገዲ ይገልጽዎ፦ «እግዚኣብሔር ኣምላኽ፣ ጾታውነት (ኣንጻር ጾታ ኮይንና ናይ ጾታዊ ስምዒት ዘለና)ኣብ እንስሳታት ዝፈጠረ ንኽዋለዱ...

ም.6 ስነ-ምግባር (ጽቡቕ ጠባይ-Virtues) 0

ም.6 ስነ-ምግባር (ጽቡቕ ጠባይ-Virtues)

ሓደ ክርስትያን፣ ፍጹም ምእንቲ ክኸውን ኣብ ዝገብሮ ጉዕዞ፣ ናብ ግብራዊ ህይወት ክቕይሮ ዝግባእ ነገራት ኣለዋ። እዚኣን ነገራት ናይ ስነ-ምግባር ፍረ ይበሃላ። ስነ-ምግባር ሰናይ ፍረ እዩ። «እምበኣር’ሲ ጽቡቕ ፍረ ዘየፍሪ ዘበለ ኩሉ ኦም ይቑረጽ ናብ...

ም.5 ናይ ድፍረት/ትዕቢት ሓጢኣት 4

ም.5 ናይ ድፍረት/ትዕቢት ሓጢኣት

ነቢይ ዳዊት ከምዚ ኢሉ ጸልዩ «ንዓይ ንባርያኻ ብትዕቢት(ድፍረት) ሓጢኣት ከይገብር ሓልወኒ ኣብ ልዕለይ ከይስልጥን ውን ዕገቶ፡ ሽዑ ሙልእ ክኸውን፡ ዓቢ ሓጢኣት ዉን ኣይክገብርንየ» /መዝ 19፥13/ ዳዊት፣ ናይ ድፍረት ወይ ናይ ትዕቢት ሓጢኣት ዝብለን ዘሎ...

ምዕራፍ 4. ምቁጽጻር ዝኽሪን ስእላዊ ሓሳብን 1

ምዕራፍ 4. ምቁጽጻር ዝኽሪን ስእላዊ ሓሳብን

እግዚአብሔር ነገራት ክንዝክር ዘኽእለና ጸጋ ዓዲሉና እዩ። ነገራት ኣብ ኣእምሮና ብምዕቃብ መሊስና ዘኪርና ክንጥንቀመሎም ንኽእል። ሕጉ ንክንዝክር፣ ናይ ምዝካር ክእለት ሂቡና «ንኩሉ ትእዛዛተይ ክትዝክርዎን ክትገብርዎን ኢኩም» /ዘሁ 15፥39-40/። ሓዋርያት ጐይታ ምሳቶም እንከሎ ዝተዛረቦም ቃል...

ምዕራፍ 3. ምቁጽጻር ህዋሳታትና-መንፈሳዊ ህይወት ኣብ ግብሪ 3

ምዕራፍ 3. ምቁጽጻር ህዋሳታትና-መንፈሳዊ ህይወት ኣብ ግብሪ

ሰብ ሓሙሽተ ህዋሳት ኣለዎ፣ ዓይኒ መርኣዪ፡ እዝኒ መስምዒ፡ ኣፍንጫ መሸተቲ፡ መልሓስ መጥዓሚን፡ ኢድ መዳህሰሲን። ቅዱስ ቲዮፋን ባህታዊ፣ ንሰብ ከም ኣብ ቤተ-መንግስቲ (ኣብ ስጋ) ዝነብር ንጉስ (ንነፍሲ) ጌሩ፣ ሓደ መንፈሳዊ ሓሳብ ይምህር። ቤተመንግስቲ ዝተባህለት ስጋና...

1. ኣእምሮኻ ምግዛእ-መንፈሳዊ ህይወት ኣብ ግብሪ 3

1. ኣእምሮኻ ምግዛእ-መንፈሳዊ ህይወት ኣብ ግብሪ

ካብ ቀዳማይ ክፋል ዝቀጸለ ምዕራፍ ሓደ- ኣእምሮካ ምግዛእ ኣእምሮና ካብ ጎዳእትን ረብሓ ዘይብሉን ፍልጠት ከመይ ጌርና ንኽልክል መንፈሳዊ ፍልጠት’ከ ኣብ ልብና ከመይ ጌርና ክንዕቅብ ንኽእል፣ ሓብርና ንርኣይ። ረብሓ ዘይብሉ ፍልጠት ፍጹም ክርስትያን ክንከዉን እንድሕሪ...