Tagged: ቅድስት ድንግል ማርያም

ሞት ብሔዋን ህይወት ብማርያም ቅ.ኤጲፋንዮስ ዘሳላሚስ 0

ሞት ብሔዋን ህይወት ብማርያም ቅ.ኤጲፋንዮስ ዘሳላሚስ

“ኦ ምልእተ ጸጋ፣ እግዚአብሔር ምሳኺ እዩሞ፣ ደስ ይበልኺ” /ሉቃ 1፥28/ ። እዚ ቃል`ዚ ነታ፣ ካልአይቲ ሔዋን ዝተነግረ እዩ። ሔዋን “ኣደ ዂሉ ህያው” /ዘፍ 3፥20/ ተባሂላ ኣላ፣ እዚ ግና፣ ብምስላ ንቅድስት ድንግል ማርያም ዝተንግረ እዩ።...

0

እይኰነን ማርያምሲ፣ በዓልቲ ቤትካ ዉን ከተድሕን ትኽእል እያ!

ፈታዉየይ ኣለኒ፣ በዓላ ሓዳር እዩ። ኣጋጣሚ ኣብ ግዜ ቅዳሴ፣”ድሕነት እንልምነኪ. . . ” ዝብል ሓረግ ምስ ሰምዐ፤ ምርባጽ ብዘለዎ ስምዒት፣ “ማርያም`ዶ ተድሕን እያ፧?” ቢሉ ዱብ ኣበለለይ፣ ኣነዉን ህዉክ ኢለ “ኣይኰነን ማርያምሲ፣ በዓልቲ ቤትካዉን ከተድሕን...

0

ፍልሰተ ስጋሃ ለማርያም-ካብ ስንኪሳር

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን። በዚ ሎሚ ዕለት 16 ነሓሰ፣ ስጋ ቅድስት ድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላኽ ናብ ሰማይ ዝዓረገሉ እዩ። ድሕሪ ዕረፍቲ ቅድስት ድንግል ማርያም፣ ኲሎም ሓዋርያት ካብኦም ብምፍላያ ኣዝዮም ይሓዝኑ...

0

ዳግማዊት ሔዋን-ድንግል ማርያም

መጽሓፍ ቅዱስ፣ ንጐይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ፣ “ዳግማይ ኣዳም” ወይ “ሰማያዊ ኣዳም” ኢሉ ይጽዉዖ። ናይቲ ዝወደቐ ኣዳም መተካእታ ኮይኑ ዝመጽአ ባዕሉ መድሓኒ ዓለም ክርስቶስ እዩ። ሮሜ 5፥10-መፈ 1ይ ቆሮ 15፥45-49። “ኣዳም ከኣ ምስሊ እቲ ዚመጽእ...

1

ሕዳር ጽዮን! ቅድስት ድንግል ማርያም

እንዃዕ ናብ በዓል ቅድስት ድንግል ማርያም-ሕዳር ጽዮን ኣብጽሓና። ኣብዚ ዕለት`ዚ ዳርጋ ሙሉእ ኣስመራን፣ ብዙሓት ዓዲታትን ንግደት ይገብራ፣ በዓል ወላዲተ ኣምላክ ቅድስት ድንግል ማርያም ብምኽባር፣ ተማቐልቲ በረኸትን፣ ተሳተፍቲ ሰማያዊ ኽብሪ ይዀኑ። ብፍላይ ካብ ጐደና ሓርነት...

ፍልሰታ-ቅነ ቅድስት ድንግል ማርያም

ፍልሰታ-ቅነ ቅድስት ድንግል ማርያም

ፍልሰታ-ቅነ ቅድስት ድንግል ማርያም በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሐዱ ኣምላኽ ኣሜን። ኣብ ኲሉ ዓለም ዘለና ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ክርስቲያናት፣ ካብ ባሕቲ ነሓሰ ክሳብ ኪዳነ ምሕረት (ካብ ዕለት1-16 ግእዝ) ፍልሰታ ብምባል፣ ብጾም ናብ እግዚአብሔር ኣምላኽ...