Tagged: ትሕትና

ክርስቲያናዊ ህይወትናን መስቀል ክርስቶስን 0

ክርስቲያናዊ ህይወትናን መስቀል ክርስቶስን

ሚስጢር ድሕነትና ኣብ መስቀል ናይ ጐይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዝተሓዝአ እዩ። ዓሙቊ ዝዀነ ሚስጢር ድሕነትና ዝተፈጸመሉ ጥራይ ዘይዀነስ፣ መስረትን ምልኣት ክርስቲያናዊ ህይወትና ዉን ዝተጋህደሉ፣ መስቀል እዩ። “ደድሕረይ ኪስዕበኒ ዝደሊ እንተሎ፣ ህይወቱ ቐቢጹ (ነፍሲ ይቕበጽ)፡...