Tagged: ነገረ ማርያም

0

ፍልሰተ ስጋሃ ለማርያም-ካብ ስንኪሳር

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን። በዚ ሎሚ ዕለት 16 ነሓሰ፣ ስጋ ቅድስት ድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላኽ ናብ ሰማይ ዝዓረገሉ እዩ። ድሕሪ ዕረፍቲ ቅድስት ድንግል ማርያም፣ ኲሎም ሓዋርያት ካብኦም ብምፍላያ ኣዝዮም ይሓዝኑ...