Tagged: ኣፈወርቅ

0

ዋሕዲ ምእመናን ኣብ ቤተክርስቲያን ቅ. ዮሓንስ ኣፈወርቅ

ብምክንያት ትዝካር ሰማእትነቶም ናይ ሐዋርያ ቅዱስ ጴጥሮስን ቅዱስ ጳዉሎስን ብምግባር፣  ቅዱስ ዮሓንስ ኣፈወርቅ ብዛዕባ ሰባት ናብ ቤተርክስትያን ንከይመጽኡ፣ ኣብ በዓል ተዝካር ናይ ሰማእታት ንከይሳተፉ ዘቕርብዎ ምክንያታትን ዝሃቦ ተግሳጽን ናብ ነበብቲ የብሎ።  ቀዳማይ ክፋል “ሎሚ...

0

ጾም – ቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቅ

ጾም መድኃኒት እዩ። መድኃኒት፣ ብኣገባብ ንዝተጠቕመሉ ሰባት፣ ብዙሕ ረብሓ ይህብ። በንጻሩ ኣብ ኢድ እቶም ኣጠቃቅሙኡ ዘይፈልጡን፡ ተሞክሮ ዝጎድሎም ሰባትን ግን፣ መድኃኒት ጥቕሚ ዘይብሉ ነገር ይኸዉን። ሓደ ንመድኃኒት ዝወስድ ሰብ ኣጠቃቕማ ናይቲ መድኃኒት ጽቡቕ ጌሩ...

0

መልክእኽቲ ፋሲጋ-ቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቅ

በሰመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስን አሐዱ አምላኽን አሜን።  ቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቅ ኣብ 4ይ ክፍለ ዘመን ዝጸሓፈ መልእክቲ ኮይና፣ ኣብ ኩለን ኣብያተ ክርስቲያናት ኣብ በዓል ፋሲጋ ማለት ኣብ ዕለት ትንሳኤ ድሕሪ ሊጦን እትንበብ፣ ብልጽቲ መጸናንዒት መልእክቲን እያ። ኣብ መጽሓፈ...

0

ስለምንታይ መንፈስ ቅዱስ ድሕሪ ዕርገት ጐይታ ወረደ? ቅ.ዮሃንስ ኣፍወርቅ

ስለምንታይ መንፈስ ቅዱስ ክርስቶስ ኣብዚ ምድሪ’ዚ እንከሎ ዘይወረደ? ስለምንታይ ክሳብ ናብ ሰማያት ዝዓረግ ጸንሐ? ስለምንታይ`ኸ ድሕሪ ዕርገቱ ብኡንብኡ ዘይወረደ? ማለት ክርስቶስ ኣብ መበል ኣርባዓ መዓልቲ ምስ ዓረገ ብእንብኡ መንፈስ ቅዱስ ኣይወረደን። “ኣብ መበል ሓምሳ...

ጸሎት ናይ ነፍሲ ብርሃና እያ-ቅ.ዮሓንስ ኣፈወርቅ 0

ጸሎት ናይ ነፍሲ ብርሃና እያ-ቅ.ዮሓንስ ኣፈወርቅ

ግዜና ንጸሎት ንህብ እንድህሪ ኮይንና፣ ጥቕሚ ጸሎት ኣብ ህይወትና ብግህዶ ከነስተማቕሮ ኢና። ምስ እግዚአብሔር ካብ ምዝርራብን፣ ናብ ኣምላኽ ካብ ምጽላዪን ዝዓቢ፣ ነገር ፈጺሙ የለን። ከምቲ ሓደ ሰብ ምስ ብጻዩ ክራኸብ ዝደሊ፣ ከምኡ ዉን ጸሎት...