Tagged: ጾም

0

ጾም – ቅዱስ ዮሃንስ ኣፈወርቅ

ጾም መድኃኒት እዩ። መድኃኒት፣ ብኣገባብ ንዝተጠቕመሉ ሰባት፣ ብዙሕ ረብሓ ይህብ። በንጻሩ ኣብ ኢድ እቶም ኣጠቃቅሙኡ ዘይፈልጡን፡ ተሞክሮ ዝጎድሎም ሰባትን ግን፣ መድኃኒት ጥቕሚ ዘይብሉ ነገር ይኸዉን። ሓደ ንመድኃኒት ዝወስድ ሰብ ኣጠቃቕማ ናይቲ መድኃኒት ጽቡቕ ጌሩ...

ጸሎትን ጾምን ምሕረትን-ቅዱስ ጴጥሮስ ቃለወርቅ 0

ጸሎትን ጾምን ምሕረትን-ቅዱስ ጴጥሮስ ቃለወርቅ

ቅደስ ጴጥሮስ ቃለወርቅ (ክሪሶሎገስ) ካብ 380- 450 ዓ.ም. ናይ ራቬና ትበሃል ዓዱ ጳጳስ ዝነበረ፣ ሓደ ካብቶም ሊቃዉንት ቤተክርስቲያን እዩ። እዚ ብመሪሕነት ራእይ ካብ እግዚአብሔር፣ ጳጳስ ኮይኑ ዝተሾመ ኣቦ፣ ብዙሕ ትሩጓሜ፣ መልእኽቲታትን፣ ዝተፈላለዩ ትምህርተ ሃይማኖታዊ...

ዲድኣኬ-2 0

ዲድኣኬ-2

ካልኣይ ክፋል፣ ስርዓት ቤተክርስቲያን ጥምቀት ብዛዕባ ጥምቀት፣ ኩሉኹም ክትጥመቁ ይግባእ። ቅድም ነዚ ኹሉ ይድገምዎ፣ ደሓር ግና ኣብ ፈሳሲ (ከያዲ) ማይ[1]፣ ብስም ኣብን፡ ወልድን፡ መንፈስ ቅዱስን ኣጥምቅዎም። ፈሳሲ ማይ እንድሕሪ ዘይተረኽበ ኸኣ፣ ኣብ ዝዀነ ማይ...

ጾም- ቅዱስ ኣግናጥዮስ ናይ ብራይንኮኒኖቭ 5

ጾም- ቅዱስ ኣግናጥዮስ ናይ ብራይንኮኒኖቭ

ኣብዚ ምድሪ ክትነብር እንኮለኻ፣ በቲ ኣብ ሰማያት ዘይርከቡ ነገራት ማለት ብብልዒን ፍትወት ሃብትን፤ ገዛእ ርእስኻ ጥራይ ኣብ ምዕጋብ እንድሕሪ የሕሊፍካዮ ደኣ፣ ከመይ ጌርካ ኢኻ ኣብ ሰማያት ገዛእ ርእስኻ ክትምግባ፧? ንጣዕሚ ሰማያዊ ህይወት እንድሕሪ ዘየስተማቒካዮ...

ጾም- ብቅዱስ ባሲልዮስ ዘቂሳርያ 2

ጾም- ብቅዱስ ባሲልዮስ ዘቂሳርያ

ቅዱስ ባሲልዮስ ዘቂሳርያ  ካብ 329 ክሳብ 379 ዝነበረ፣ ሓደ ካብ ናይ ኮፖዶቅያ ኣቦታት ተባሂሎም ዝፍለጡ፣ ሊቅ ናይ ቤተክርስቲያን እዩ። ብዛዕባ ጾም ካብ ዝጸሓፎ ጽሑፍ ዝተወስደ ትምህርቲ ናቱ፣ ከተንብቡ ይዕድመኩም። ብሩኽ ንባብ! “ብሰርቂ ወርሒ፣ ብምልኣት...